Browsing Category
ቢዝነስ
ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደረቕ ወደብ ሞጆ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእላ ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን።
ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ዝተገዝኣ እተን መሳርሒታት ወደብ ስነ ሰርዓት ምረቐአን ኣብ ደረቕ ወደብ…
ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 143 ቢሊየን ናብ ሃገር ዝኣተወን ኣብ ቀፃሊ ዝኣቱን ልቓሕን ሓገዝን ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ኢትዮጵያ ካብ ክልተ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት እቶት ልቓሕን ሓገዝን ንመፈፀሚ ፕሮግራማት…
ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ።
እቲ ፕሮጀክት ዝህነፅ ኣብ ክልል ዓፋር እንትኸውን፥ ብ2 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።
ምኡእ ወፃኢ እቲ…
መንግስቲ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ዓመታት ብር 24 ቢሊየን ምወላ ምግባሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ወርሒ ጥሪ መጠነኛ ክለሳ ዋጋ ነዳዲ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዓለም ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ቀረብ ፍርያት ዋጋ ነዳዲ ውስን ክለሳ ዋጋ ከምዝተገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር…
ኢትዮጵያን ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ኣስፋልት ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ያስሚን ወሃቢረቢን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታኮን…
ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲ ኣብ እዋናዊ እታወት ዘይቲ ዘለዉ ፀገማት ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ሓዊሱ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዘለዉ ኣካላት ተዛቲዩ።
ካብ 2002 ዓ.ም ጀሚሩ ዋጋ ዘይቲ ኣብ ዕዳጋ ብተኸታታሊ ናይ ምውሳኽ ዝንባለ የርኢ እምበር፥ ካብ ቅድሚ ሓደ…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬሕይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 25 ነጥቢ 57 ቢሊየን ብር…
ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ አለበል ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻምናይ ኣኼባ ኮሚሽን ሕብረት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ቴክኒክን ኢትዮ ቱርኪ ኣብ…
ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ።
ብመሰረት እዚ፦
ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ - 30 ሚሊየን ብር…
ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እንዳ ልኳንዳ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ሕፅረት ቀረብ ስጋ ከየጋጥም ምድላው ምግባሩ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እንዳ ልኳንዳ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ሕፅረት ቀረብ ስጋ ከየጋጥም ምድላው ክዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ኤጀንሲ ዝመፅኡ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ኣመልኪቱ ምስ ኣመራርሓታት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲን ልዕሊ…