Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ምእካብ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም።
እቲ ምኒኒስቴር፥ ኣብ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ካብ ሓምለ ክሳብ 30 መጋቢት ብር 213 ነጥቢ 8 ቢሊየን ንምእካብ ተሊሙ…
ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ሞዴል ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ተኸፊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን ሞዴል ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።
ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትእእ ከተማ ልማትን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ብምዃን ነቲ ሃገር ለኸ…
ሽዱሽተ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ዓለም ለኸ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም።
እቲ ሰነድ ጨረታ ዝኣትወሉ እዋን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 4 ንጎሆ ተዛዚሙ።
እቶም ዓለም ለኻዊ ትካላት ሳፋሪኮም ካብ ኬንያ፣ ቮዳፎን ካብ ብሪታኒያ…
ባንኪ ዓለም 907 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስርሑ ሰለስተ ፕሮጀክታት ዝውዕል 907 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩፕ ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ…
ኮምፕሌክስ ኢንዱስትሪ ኣብ ድሬዳዋ ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግን ዌስት ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ቻይናን ናሽናል ስሚንቶ ሓ.ዝ. ው. ማ. ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኮምፕሌክስ ኢንዱስትሪ ኣብ ድሬዳዋ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ለነቢሩ።
እቲ እምነ ኩርናዕ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ኣጎዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ናብ ብራዚል ሳኦ ፖሎ ኣጎዓዒዙ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ካብ ዘጋጥም ጀሚሩ ዝግበር ናይ ምክልኻል ፃዕሪ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ተመዝጊቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ከመዝተመዝገቡ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ካብ ተረባሕቲ ዝመፅኡ ሕቶታት ምኽኒያት ብምግባር እቲ ምዝገባ ንተወሳኺ 10 መዓልታት ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።…
ኢትዮጵያን ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሃመድ ሳሊም ኣልረሺዲ ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኢትዮጵያን ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ብዛዕባ ዝዓምኡ…
ኣብ ወርሒ መጋቢት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን ልዕሊ 107 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን ልዕሊ 107 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣታዊ፥ ኣብዚ ወርሒ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ ዝተለኣኸ 27 ሺሕን 200 ቶን ቡን…
ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ሂባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ከምዝሃበት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ገሊፁ።
ሰብ መዚ መገዲ ኣየር ክልቲአን ሃገራት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት እቲ በረራ ከምዝተፈቐደ ተሓቢሩ።…