Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታትን እታዎታት ሕክምናን ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታትን እታዎታት ሕክምናን ደገፍ ገይሮም። ኣብ ሚኒሶታ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘቕረበሎም ሕቶ፥ በዓል ዋና…

ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክበኖሎጂ፣ ምህንድስና፣ ጥበብን ሒሳብን ኣቢሎም ዝቐርቡ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ከምዝተሰናድአ ኣፍሊጡ። እቲ መምርሒ እቶም ተምሃሮ ስራሕቲ ምህዘኦም ንከቕርቡን ተዓወትቲ…

ባንኪ ወጋገን ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ቅድሚ ካብ ታክሲ ወፃኢ ብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ትርፊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ቅድሚ ካብ ታክሲ ወፃኢ ብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ትርፊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ባንኪ ወጋገን እዚ ዝበለ፥ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ሰብኣክሲዮን እቲ ባንኪ ኣብ ዘሳለጠሉ እዋን ኢዩ። ኣብቲ በጀት ዓመት ለበዳ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ”ዕቖሩ፣ ተሸለሙ”ን ”ተቀበሉ፣ ዘርዝሩ፣ ተሸለሙ”ን ዘዳለዎ ዕፃ ንዝወፅአሎም ዕድለኛታት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ”ዕቖሩ፣ ተሸለሙ”ን ”ተቀበሉ፣ ዘርዝሩ፣ ተሸለሙ”ን ዘዳለዎም ዕፃ ንዝወፅአሎም ዕድለኛታት ኣረኪቡ። እቲ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም ዕድለኛታት ዝኾኑ ዓማዊል ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ…

ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ርክብ ንግደን ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ርክብ ንግደን ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣልጀሪያ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ነብያት ጌታቸውን ሚኒስትር ንግዲ ኣልጀሪያ ካሚል ረዚግ  ርክብ ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ትማሊ ኣካይዶም። ነዚ ንምግባር…

ብ500 ሺሕ ዝማዕበለ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ብ500 ሺሕ ዘማዕበሎ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሓሰን ምምሕዳር ውዕል ኮንትራት ናብ ስራሕ ምእታዉ ዝተወዘፈ ስርዓት ዕዳጋ ካብ ምውጋድ ብተወሳኺ ነዊሕ ግዜ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ኣብ ዓውዲ ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ንዝተዋፈሩ መሃዝቲ ስራሕ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ ፕሮጀክትታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ 4 ሺህ 359 ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣፍሊጦም። ካብዚኦም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ፅዕንቶ ተፃዊሩ ብምሕላፉ ካብ ኤርባስ ሽልማት ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ፅዕንቶ ተፃዊሩ ብምሕላፉ ካብ ኩባኒያ መፍረዪ ኣውሮፕላን ኤርባስ ሽልማት ተዋሂቡዎ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ንዘመዝገቦ ዓወትን ብቕዓት ሞያን ኣፍልጦን ሽልማትን ከምዝተውሃቦ ተሓቢሩ። እቲ…

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሮክቶሬት ቦርድ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019 ኣብ ዝተገበረ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ንምዕዋት…