Browsing Category
ቢዝነስ
ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ትገብሮ ፃዕሪ ዝኸውን 82 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ትገብሮ ፃዕሪ ዝኸውን 82 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ።
ኢትዮጵያ ዝርገሐ ናይ̕ቲ ቫይረስ ብምቁፅፃር ኣብ ሓፂር እዋን እግሪ ንኽትተክል ኣብ ዘኽእሉዋ ዓውዲታት ዝውዕል ሓገዝ ከምዝኾነ…
ግድብ ህዳሰ ብራኸ ኣተሓሳስባን ተግባርን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወረቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብራኸ ኣተሓሳስባን ተግባርን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሬኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት መበል ታሽዓይ ዓመት ምጅማር ህንፀት እቲ ግድብ ኣመልኪተን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንዓመታት ኣብ ልዕሌና…
ኢትዮጵያን ባንኪ ኤግዚም ኮሪያን ስምምዕነት ልቓሕ 93 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ኤግዚም ኮሪያ ስምምዕነት ልቓሕ 93 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪማ።
እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ኤግዚም ኮሪያ ሺን ዲኦግ ዮንግን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…
ኣብ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ናህሪ ዋጋ ዕዳጋ ንዘርኣዩ 34 ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ተዓሺጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ምኽንያቱ ብዘይተፈለጠ ዋጋ ወሲኾም ዝተረኸቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘርፍታት ንግዲ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ንብረቶም ክዕሸግ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
እቶም ንብረቶም ዝታዓሸጎም ነጋዶ 22 ሸርሸርቲ እክሊ፣ 9 እንዳ ስሚንቶን 3 ሸቐጣ…
ኢትዮጵያን ጀርመንን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነርን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።
ኣብ ኢትዮጵያ…
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ዘይሕጋውያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ዘይሕጋዊ ንግዲ ንምቑፅፃር ብዝተሰርሑ ስጡም ስራሕቲ ቑፅፅር 2 ሺሕን 882 ብዘይንግዲ ፍቓድ ይሰርሑ ዝነበሩ ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዱስትርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ብተወሳኺ 431 ነጋዶ ድማ ንዝምልከቶ…
ኢትዮጵያን ኳታርን ንማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝህነፅ ማእኸል ሕክምና ኩላሊት ዝውዕል 18 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ኳታር ካሊፋ ቢን ያሲም ኣል ኩዋሪ…
ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ሚሊየን ዝግመቱን ካልኦት ግምታዊ ዋጋ ዘይወፅአሎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም።
እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዛሓለፉ ተኸታተልቲ 12 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተትሓዙ ምዃኖም ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።…
ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንበፃሕቲ ዕፁው ክኸውን ኢዩ – በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ሙዜም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንበፃሕቲ ዕፁው ከምዝኸውን በዓል መዚ ሓለዋን መፅናዕቲን ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓ መዚ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፁ ከምዝፀሓፎ፥ እቲ ሙዜም ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ…
ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር መገዲ ኣየር ንግዲ ከምዘጣይሽ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር መገዲ ኣየር ንግዲ ከምዘጣይሽ ኣፍሊጡ።
መስራቲ እቲ ትካልን ምክትል ኣካቢ ቦርድን ኣይተ መኮነን በየነ፥ እቲ መገዲ ኣየር ናይ ምጥያሽ ሓሳብ ክመፅእ ዝኸኣለ ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ውልቀን ኣብ ኡንዱስትሪ ኣቪየሽን…