Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ሒሳብ ዝኸፈቱ ካብ ትግራይ ወፃእ ዘለዉ ዓማዊል ኣብ ዘለውሉ ከባቢ ሒሳቦም ንኸንቀሳቕሱ ከምዝተፈቐደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብገበን ተጠርጢሮም ሒሳቦም ንኸይንቀሳቐስ ካብ…

ክልተ ፍቓዳት ኣገልግሎት ቴሌኮሚኒኬሽን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ መሕትት መወዳደሪ ሓሳብ ጨረታ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ክልተ ፍቓዳት ብሄራዊ ኣገልግሎት ቴሌኮሚኒኬሽን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ መሕትት መወዳደሪ ሓሳብ ጨረታ ወፂኡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ውድድር ፍትሓዊ ንክኸውን…

ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻንግቴክስ ጋርመንት 50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ህንፀት ጀሚሩ። ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት በቲ ኩባኒያ ዝህነፁ 3 ሼዳት ንሕድሕዶም 10 ሺሕ ሜትሮ ስኩዌር ስፍሓት ዘለዎ እንትኾኑ፥ ህንፀቶም ኣብ ውሽጢ ሓደ…

ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ሰነድ ስምምዕነር ደገፍ ገንዘብ 824 ሚሊየን ብር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተፈራረማ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ገንዘብ ንመበል ራብዓይ ዙር ማሕበረሰባዊ ኣቕርቦን ፅሩይ ማይን ፅርየትን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊን…

ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሪት ያስሚን ዎሃብረቢንን ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮዮጵያ ኒኮላ በርናን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከብ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ በዓቲታት ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ባቡር ኣዋሽ-ወልዲያ ዝርከቡ ስራሕቲ ውሽጣ ውሽጢ 12 በዓቲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ድሉዋት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም 12 በዓቲታት ሓፈሻዊ ንውሓቶም ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሮ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት እውን…

ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ገይረን። ክልቲአን ሃገራት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝገበረኦ ሓገዝ፥ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰባት ኣብ…

ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕል 35 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣16 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር ማሕበር ባንኪታት ኢትዮጵያ “ሓደ ሳእኒ ንሓደ ተምሃራይ” ብዝብል ልዕሊ ብር 35 ሚሊየን ደገፍ ተገይሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እተን ባንኪታት ፃውዒት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምቕባል ንዝገበርኡ…

ኣብ ዝሓለፈ ርባዕ ዓመት ካብ ናይ ወፃኢ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ፍርቂ ቢሊየን ዶላር እቶት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ርባዕ ዓመት ካብ ናይ ወፃኢ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ፍርቂ ቢሊየን ዶላር እቶት ከምዝተረኸበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ገሊፁ።   እቲ እቶት ካብ ዓውዲ መፍረይቲ፣ ግብርናን ኣገልግሎትን ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ።…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ከተማ ንምሕጋዝ ዝውዕል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ኣፍሎጡ። ካብ ውሽጢ እቲ ሓገዝ 50 ሚሊየን ዶላር ስደተኛታት ኣብ…