Browsing Category
ቢዝነስ
በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ 12 ሕቶ ድልየታት ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቴሌኮም 12 ሕቶ ድልየታት ክልተ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ምስቶም ፍቓዳት ብዝተተሓሓዘ መግለፅታት ድልየት ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዕላዊ ከምዝገበረ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 10 ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ቀዳማይ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 10 ብሉፃት ዓበይቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ሕዚ እውን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዑ።
ከም ፀብፃብ ኣፍሪካ ሎጂስቲክስ ዶት ኮም እንተኾይኑ፥ እቲ መገዲ ኣየር ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪካ ዘለዎ መሪሕነት ቀፂሉ ኣሎ።
መገዲ…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዳንስኬ ዴንማርክን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕ 117 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ግሩፕ ዳንስኬ ዴንማርክን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕ 117 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዓነት ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ጀልስፐር ፒተርሰን ምክትል ዳይሬክተር ኦላፍ ማርክ…
ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ግንቦት ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር እቶት ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ግንቦት ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር እቶት ኣኪቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ወርሒ ግንቦት 23 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ዝነበረ እንትኸውን፥ ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብምእካብ 77 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ – ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ-ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ።
1 ሺሕን 520 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎን ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ዘረኽብን እቲ ፕሮጀክት፥ ንኽህነፅ ብመንግስታት…
ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ ኣብ…
ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ነዳዲ ኣውሮፕላንን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ናብ ጣቢያና ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ መንግስቲ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 120 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ብምርካብ ወርሓዊ ወፃኢኡ ብምሽፋን ንሃገራዊ ኢኮኖሚ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ኣፍሊጦም።
እቲ መገዲ ኣየር ቀልጢፉ ናብ ኣገልግሎት…
ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም።
ፋውንዴሽ ቴንሴንት ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾም ኪታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ እቶም…
ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ላዕለዋይ ሓላፊ/ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ዝውውር ገንዘብ ናብ…