Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኤክሳይዝ ታክስ ተወሲኹ ኢዩ ብዝብል ምኽንያት ዘይግቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤክሳይዝ ታክስ ተወሲኹና ኢዩ ብዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ዘይግቡእ ዋጋ ዝውስኹ ነጋዶ ስጉምቲ ከምዝውሰደሎም ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው ገሊፆም። ኣብ ሓደ ሓደ ሸቐጣት ተወሳኺ ኤክሳይዝ ታክስ ተገይሩ ኢዩ ብዝብል…

ኢትዮ-ቴሌኮም ን4 ሺሕ ተምሃሮ ዩንቨርስቲታት ሓገዝ ገንዘብ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ን4 ሺሕ ተምሃሮ ዩንቨርስቲታት ሓገዝ ገንዘብ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ትካል በቢዓመቱ 16 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ነቶም ተምሃሮ በቢወርሑ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ ኣሎ። ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት…

ስርቆት ነዳዲን ካልኦት ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል ዘመናዊ  ኣሰራርሓ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርቆት ነዳዲን ካልኦት ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማትን ንምፍታሕ ዘኽእል ዘመናዊ ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣቕርቦት ነዳዲን ስርዓት ምክፍፋልን ዘሎ ኣሰራርሓ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ወጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕግን ምምሕዳርን ብምትሕብባር፥ “ማይክሮ ፋይናንስ ንኹለመዳይ ዕብየት” ብዝብል ርእሲ ዘተ…

ኣብ ወለዶ ሓደጋ ዘንፀላለወ ወልፊ ቅቲ ፀወታ ቤቲንግ ስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ውርርድ/ቅቲ ፀወታ ስፖርት “ቤቲንግ” ኣብ ማሕበራዊ፣ ስነ-ልቦናዊን ኢኮኖሚያዊን መናእሰይ ፅልዋ እናሕደረ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ፀወታ ውርርድ/ቅቲ ናብ ብርኪ ወልፊ እናተሰጋገረ ምዃኑ እውን ንፋና ብድካስቲንግ…

ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፃታት ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ፋሲል ንምፅጋን ዘኽእል ፕጀክት መፅናዕቲ ብር 400 ሚሊየን ምዝዛሙ ዓለም ለኸ ምምሕዳር ሓድጊታት ጎንደር ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ትካል ኣይተ ገታሁን ስዩም ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ መፅናዕቲ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ…

ትእምት ንዝተፈላለዩ ማሕበራት ልዕሊ ብር 45 ሚልየን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ንዝነጥፉ ማሕበራትን ትካላትን ልዕሊ ብር 45 ሚልየን ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪባ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ተረኺቦም መደረ ዘስምዑ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ…

ንግዲ ወፃኢ ብምጥንኻር ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምሕያል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንግዲ ወፃኢ ብምጥንኻር ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምሕያል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ፌዴሪኢ ገለፁ። ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዙርያ ማሕለኻታት ንግዲ ወፃኢን መፍትሒኦምን ኣድሂቡ ምስ ኣፍረይቲ፣ ለኣኽቲን ዝምልከቶም መንግስታዊን…

መልእኽቲ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራእይን ባህጊን ልምዓትን ስልጣነን ክልልና ብምልኡነት ሽትኡ ክወቅዕ ዝኽእል፥ ብስነ ምግባር ዝተሃነፀ፣ ሞያዊ ክእለት ዝዓጠቐ፣ ልዑል ሰነ ሓሳባዊ ፍልጠትን ድሉብ ተሞኩሮን ዝወነነ ሓይሊ ሰብ ብቐፃሊ ምህናፅ ምስዝከኣል'ዩ። ነዚ ብሄራዊ ራእይ ብግቡእ…

ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 140 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 140 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ኣቦ መንበር ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብ ካሊድ…