Browsing Category
ቢዝነስ
ቻይና ንመበል ሳልሳይ ጊዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ሂባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ቻይና ንመበል ሳልሳይ ግዘ ደገፍ ናውቲ ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስኮሮና ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ።
እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ 500 ሺሕ ሰርጂካል ማስክ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 65 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን፣ 10 ሺሕ ኣልባሳት ሕክምናን መሸፈኒ…
ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማይሕር ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ
ኣዲስ በባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቡሬ ብኩባኒያ ሪችላንድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝህነፅ ዘሎ ፋብሪካ ዘይቲ ብልዒ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ።
ብልዕሊ ብር 991 ሚሊየን ዝተሃነፀ እቲ ፋብሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ብርኪ ፈተነ ከምዝኣተወ…
ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ንውፅኢታውነት መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሲቪክ ማሕበራት ግደኦም ንክዋፅኡ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ንውፅኢታውነት መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሲቪክ ማሕበራት ግደኦም ንክዋፅኡ ሓቲቱ።
እቲ ኮሚሽን ምስ ትካላት ሲቪክ ማሕበራት ብዛዕባ እቲ መሪሕ ትለሚ ዝዛተ ዘሎ እነትኸውን፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን እቲ ፕላን ዶክተር ፍፁም…
ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ውልቀ ምህዞ ብዝተሓወሶ መገዲ እቶት ብምዕባይ ኣብ ኢንዱስትሪ ቡና እንተሰሪሑ ዝሓሸ ውፅኢት ክርከቦ ይኽእል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡና ኢትዮጵያ እታዎታት ብምውሳኽ…
ብሄራዊ ባንኪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ወፃእ ኣብ ገዛ ይኹን ካሊእ ቦታ ምቕማጥ ከልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ወፃእ ኣብ ገዛ ይኹን ካሊእ ቦታ ምቕማጥ ከልኪሉ።
ኣመሓዳሪ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ፥ ብሄራዊ ባንኪ ዘውፅኦም ኣርባዕተ መምርሒታት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም።…
ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንከተማ ባህርዳር ብር 42 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 42 ሚሊየን ንከተማ ባህርዳር ሓገዝ ገይሩ።
ኣብቲ ዝተገበረ ሓገዝ ኣድሂቡ ድማ፥ መተሓባበሪ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረሰ ኮረና ዶክተር ሙሉነሽ ኣበበ፣ ሓላፊ ቢሮ…
23 ሺሕ ግራም ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እንትወፅእ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)23 ሺሕ ግራም ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እንትወፅእ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቲ መጠን ወርቂ ናይጄሪያዊ ዜግነት ዘለዎ ውልቀ ሰብ ካብ ሃገር ንምውፃእ ኣብ መገዲ ኣየር ቦሌ ከምዝተትሓዘ እቲ ሚኒስቴር ተዛሪቡ።
እቲ ውልቀ…
ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተገበረ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 66 ነጥብ 4 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመተ 2012 ንጎረባብቲ ሃገራት ሱዳንን ጅቡቲን ካብ ዝተገበረ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 66 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ዓመት ካብ ዝተኣከበ ኣታዊ እቲ 37 ነጥቢ 1 ሚሊየን…
ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ውፅኢታት ስጋን ፀባን 72 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ውፅኢታት ስጋን ፀባን 72 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኢንስቲትዩት ኢንዱስትሪ ልምዓት ስጋን ፀባን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ሃይለየስላሴ ወረስ…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ልዕሊ 47 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ልዕሊ 47 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ ከምዝበልኡ፥ እቲ ዝተረኸበ እቶት ኣብ'ዚ ዓመት ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ…