Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ልዕሊ 550 ሚልየን ብር ዘመዝገቡ 91 ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማ ሽረ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም ን91ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝሃበ ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ክላስተር ሽረ ኣፍሊጡ ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ልዕሊ 550 ሚልየን ብር ርእሰማል ዘመዝገቡ ኢዮም። ተተካኢ ሓላፊ ቤት…

40 ጨንፈራት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ዘመናዊ ግልጋሎት ምሃብ ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)40 ጨንፈራት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ካብ ዝቕፅል ዕለተ ሶኒ ጀሚረን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ዘመናዊ ኣሰራርሓ ከምዝህባ ተገሊፁ። ኣካያዲ ስራሕ እታ ትካል ኣይተ ሙልጌታ ብርሃነ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኽልተ ዓመታት ኣብዛ ሃገር ንዝተፈጠረ…

ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 67 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 67 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሸውዓተ ኣዋርሕ ብዝምልከት ትማሊ ኣብ ሆቴል ሸራተን…

ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ክህነፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ከምዝህነፁ ተገሊፁ። እቶም 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና፥ ብ91 ሚሊየን ብር ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ትማሊ ተኸቲሙ።…

ደረቕ ወደብን ተርሚናልን መቐለ ኣብ ዝሓለፉ 6 አዋርሕ ልዕሊ ብር 39 ሚልዮን ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደረቕ ወደብን ተርሚናልን መቐለ ካብ ኣምፃእትን ለኣኽትን ብዝሃቦ ግልጋሎት ኣብ ዝሓለፉ 6 አዋርሕ ልዕሊ 39 ሚልዮን ብር ኣታዊ ረኺቡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ደረቕ ወደብ ኣይተ ተኽለሃይማኖት ኣርኣያ ከምዝበልዎ፥ እቲ ደረቕ ወደብ ንለኣኽቲ ኮንቴነር…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ልዕሊ ብር 1 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ልዕሊ ሓደ ቢሊየን ብር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ አርቱሮ ሉዚን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ። ካብ ውሽጢ እቲ ስምምዕነት ብር…

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ተጣይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ሎሚ መዓል ተጣይሻ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ እታ ማይክሮ ፋይናንስ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ዶክተር…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ፓወሪንግ ኣፍሪካ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ፓወሪንግ ኣፍሪካ ተሳቲፋ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ጉባኤ፥ ምስ ኣመራርሓታት ባንኪ ኤግዚም ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮርያን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 27 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮርያን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 27 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። ክልቲአን ሃገራት ሰለስተ ሰነድ ስምምዕነታት ኢየን ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሽዱሽተ ዓመት ዝፍፀምን…

ሳይንስን ቴክኖሎጂን ትግራይ ምህዞ ንምምዕባል ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ትግራይ ምህዞ ንምምዕባል ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ፖሊሲ ይስራሕ ምህላዉ ገሊፁ። “ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንልምዓት” ብዝበል መሪሕ ቃል ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝቕኒ መዳርግቲ ኣካላት ዝሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ኣብ…