Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 15 ነጥብ 9 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 15 ነጥብ 9 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት ንምምሕዳር ዝተዋደደ መሬት ቁንዝላን መርሃ ግብሪ ዋሽን ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
ብዋናነት ኣብቲ ከባቢ ንዘሎ…
ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት ብር 490 ሚሊየን ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓመምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት ብር 490 ሚሊየን ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ማትሱናጋ ዳይሱኬን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ሓዊሱ ኣብ ዘፈር…
ንእታዎት ኢንድስትሪ ዝኾኑ መዓድናት ብዓቕሚ ሃገር ንምሽፋን ይስርሕ ምህላዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኢንድስትሪ እታዎት ዝኾኑ መዓድናት ብዓቕሚ ሃገር ንምሽፋን ይሰርሕ ምህላዉ ሚኒስቴር መዓድንን ኢነርጂን ኢትዮጲያ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ብምዃን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…
ምህርቲ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሰነ 62 ሺሕን 542 ቶን ምህርቲ ኣተዓዳዲጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምህርቲ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሰነ 62 ሺሕን 542 ቶን ምህርቲ ብብር 3 ነጥቢ 72 ቢሊየን ምትዕድዳጉ ኣፍሊጡ።
ኣብ ውሽጢ 22 ናይ ዕዳጋ መዓልቲታት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ፍርያታት ካብ ምትዕድዳጉ ብተወሳኺ ንዕድጊት ዝመፅእ መጠን ፍርያት…
በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ 12 ሕቶ ድልየታት ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቴሌኮም 12 ሕቶ ድልየታት ክልተ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ምስቶም ፍቓዳት ብዝተተሓሓዘ መግለፅታት ድልየት ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዕላዊ ከምዝገበረ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 10 ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ቀዳማይ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 10 ብሉፃት ዓበይቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ሕዚ እውን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዑ።
ከም ፀብፃብ ኣፍሪካ ሎጂስቲክስ ዶት ኮም እንተኾይኑ፥ እቲ መገዲ ኣየር ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪካ ዘለዎ መሪሕነት ቀፂሉ ኣሎ።
መገዲ…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዳንስኬ ዴንማርክን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕ 117 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ግሩፕ ዳንስኬ ዴንማርክን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕ 117 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዓነት ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ጀልስፐር ፒተርሰን ምክትል ዳይሬክተር ኦላፍ ማርክ…
ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ግንቦት ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር እቶት ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ግንቦት ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር እቶት ኣኪቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ወርሒ ግንቦት 23 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ዝነበረ እንትኸውን፥ ልዕሊ 18 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብምእካብ 77 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ…
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ – ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፕሮጀክት ባቡር ኢትዮ-ሱዳን ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሓገዝ ኣትዲቑ።
1 ሺሕን 520 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎን ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ዘረኽብን እቲ ፕሮጀክት፥ ንኽህነፅ ብመንግስታት…
ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ ኣብ…