Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገነ ዝርከብ ስራሕ ምርግጋእ ዕዳጋ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ፍርያታት ብስፍሓት ብምቕራብ ስራሕቲ ምርግጋእ ዕዳጋ እናተወገነ ይርከብ፡፡
ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን እታ ከተማ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ንምስግጋር …
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ናይ ምስግጋር ተግባር ተካይዱ ኢሉ፡፡
ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር "ብዝተሳለተ ንግዲ ናብ ዝጭበጥ ሃገራዊ ተስፋ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓውዲ ጉባኤ ኣካይዱ።…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ህንፀት ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ልዑል መስመር ንግዲ ዝኾነ ህንፀት ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኣጀሚሮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ መንግስቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ዘበናዊ ንምግባር ዘለዎ…
ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፉ 96 ዓይነት ፍርያታት …
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፉ 96 ዓይነት ፍርያታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እናፈረዩ ይርከቡ ኢሉ፡፡
ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣያና ገብሬ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ መንግስቲ ኣታዊ ንምድንፋዕ ሸርፊ ወፃኢ…
ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ ካብ ባንኪ ወፃእ ዝለኣኽ ገንዘብ የትርፍ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ መብዛሕትኡ ሸርፊ ወፃኢ ብባንኪታት ኣቢሉ ንኽለኣኽ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ።
ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ካብ ሬሚታንስ ልዕሊ ሸውዓተ…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ፍርያት ሴራሚክ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ፍርያት ሴራሚክ ናብ ዕዳጋ ውሽጢ ሃገር ኣቕሪቡ፡፡
መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ታደሰ ቦሰት ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ፓርክ ኣፍረይቲ ፋብሪካት…
ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዕዳጋ ስቶክ ዝተመለሰትሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ስቶክ ተመሊሳ ኢሉ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ።
እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍራዪ ወርቂ ዝተዋፈረ "ኣኮቦ ማዕድናት ኩባንያ" 7 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ብፅሒት ብምዕዳግ ፈላማይ ዓለም ለኸ…
ንወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ።
መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ማሕበራዊ ሓላፍነት ኣመራርሓ ስራሕን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ጋሻው ኣይችሉህም፤ 2 ሺሕን…
9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዓሳ ተከፋፊሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ።
ሚኒስትር ዲኤታ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን እንስሳትን ፍቕሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት2017 ዓ.ም ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ እቲ መገዲ ኣየር ዘበኑ ዝጠልቦ ዘተኣማምን…