Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ሳይንስን ቴክኖሎጂን ትግራይ ምህዞ ንምምዕባል ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ትግራይ ምህዞ ንምምዕባል ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ፖሊሲ ይስራሕ ምህላዉ ገሊፁ። “ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንልምዓት” ብዝበል መሪሕ ቃል ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝቕኒ መዳርግቲ ኣካላት ዝሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ኣብ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግልጋሎት ብሮድባንድ ኢንተርኔት ቅነሳ ዋጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግልጋሎት ብሮድባንድ ኢንተርኔት ምምሕያሻትን ቅነሳ ዋጋን ምግባሩ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ንውልቀ ተጠቀምቲ ክሳብ 65 ሚኢታዊ፣ ንግልጋሎት VPN ክሳብ 72 ሚኢታዊ ከምኡ እውን ንኢንተርፕራይዛት ክሳብ 69 ሚኢታዊ ዝበፅሕ ቅነሳ…

ኣብ 200 ሆቴላት ንካልኣይ ግዘ ደረጃ ምደባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ 200 ሆቴላት ንካልኣይ ግዘ ደረጃ ምደባ ንምክያድ ትልሚ ከምዝሓዘ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኩለን ሆቴላት ዳግም ብደረጃ ንምምዳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ሆቴላት ዘተ…

ኣብ ከተማ ዓድዋ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ኤግዝብሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲትን መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋን ምክንያት ብምግባር ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ከተማ ዓድዋ ተኸፊቱ። እቲ ባዛር ኤግዝብሽን ብማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ዝተዳለወ ኮይኑ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪመን። እት ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣቦ መንበር ትካል ፈንድ ልምዓት ከሊፋ ሑሴን ጃሲን ኣልኖዊስ ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…

ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብውልቀ ሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ይግባእ ክብል ቤትምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ትካል ኣይተ ኣሰፋ ገብረስላሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፌደራል መንግስቲ ዝተፈላለያ ትካላት ልምዓት…

ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ፈላማይ ጉባኤኣ ኣሳሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኣ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጣ። ኣካያዲ ስራሕ እታ ኣክስዮን ማሕበር ኣይተ ኣሰፋ ተገኝ ከምዝበልዎ፥ ድራምባ ንግድን ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ካብ ትምስረት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 150 ሚልዮን ብር ካፒታል…

ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ህዝቢ ብቐረብኡ ዝግልገለሉ ስራሕቲ እናሰረሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ህዝቢ ብቐረብኡ ዝግልገለሉ ስራሕቲ እናሰረሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነዚ ናይ ተገልገልቲ ግዘን ጉልበትን ዝቑጥብ ኣሰራርሓ ዝሕግዝ ተወሳኺማእኸል መሸጣ ኸፊቱ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ማእኸል መሸጣ ኣብ ክፍለ ከተማ…

ሚኒስቴር እቶት ንከፈልቲ ግብር ኣመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ መንፈቕ ዓመተ 2012 ንዝተመዝገበ ዕዉት ኣፈፃፅማ ልዑል ግብሪ ንዝኸፈሉ ኣካላት ኣመስጊኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና፥ ትማሊ ምሸት ከምዝተሳለጠ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ። ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣዳነች…

ሆቴል ስካይ ላይት ደረጃ 5 ኮኾብ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ንሆቴል ስካይ ላይት ሓዊሱ ናይ ኣርባዕተ ሆቴላት ደረጃ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ሆቴል ስካይ ላይት ደረጃ ሓሙሽተ ኮኾብ እንትረክብ፥ ሆቴላት ዴንቨርን ዓለም ለኻዊ ሆቴል በላይን በዓል ክልተ ኮኾብ ደረጃ ተዋሂቦም።…