Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረት ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን  እታ ሃገር ጀርድ ሙለር ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ሃገሮም ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን…

ዛላምበሳ-ዓሊተና ሓዊሱ ኣብ 7 ከባቢታት መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣብ ሸውዓተ ከባቢታት እዛ ሃገር ብ11 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሙ። እቶም መገዲታታት ብድምር 509 ነጥቢ 11 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት…

ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ጌታቸው፥ ልዕሊ 20 ዓመት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ናይቶም ኩባኒያታት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዶክተር ኣረጋ ይርዳው ካብ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓማዊሉ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ምኽኒያት ብምግባር ንዓማዊል መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ን3 ኣዋርሕ ዝፀንሕ እፎይታ እዋን መኽፈሊ ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ እቲ ባንኪ ክእክቦ ዝነበረ ኣስታት ልዕሊ ቢሊየን ብር ናብ ዝቕፅል እዋን…

መንግስቲ ካብ ወፃኢ ኣብ ዘእትዎ ዘይቲ ብልዒ መስተኻኸሊ ዋጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ካብ ወፃኢ ኣብ ዘእትዎ ዘይቲ ብልዒ መስተኻኸሊ ዋጋ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ እሸቴ ኣስፋው፥ እቲ ዘይቲ ብልዒ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝነበረሉ ዋጋ ኣብ ሓደ ሊትሮ ብር 4ን 30…

ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት ንዝፍፀም ሕርዲ እንስሳ ዝኸውን መተግበሪ ትልሚ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቁጠባ ህፁፅ ኣዋጅ ትግራይ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት ንዝፍፀም ሕርዲ እንስሳ ዝኸውን መተግበሪ ትልሚ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ጉዚ ስጋ (ቤት ሕርድታት ኣብ ዘይብሉ ኩነታት) ሀ/ ጉዚ ስጋ ኣብ ዝግበረሉ እዋን…

ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ክፍሊት ዕዳ ብ3 ወርሒ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ብዓማዊላ ዝኽፈል ዕዳ ን3 ወርሒ ከምዘናወሐቶ ተገሊፁ። ከም ኣድላይነቱ ድማ ካብኡ ንላዕሊ ክናዋሕ ከምዝኽእል ኣቦመንበር ቦርድ እታ ተካል ኣይተ ተኽለወይኒ ኣሰፋ ኣፍሊጦም። እቲ ምንዋሕ ክፍሊት ዕዳ ዝምልከቶን…

ባንኪ ወጋገን ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ብር 3 ሚልየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ወጋገን ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ብር 3 ሚልየን ሓገዝ ገይሩ። እዚ ሕማም ኩለመደያዊ ተሳትፎ ስለዝሓትት ነዚ ሓገዝ ኣበርኪትና ዝበሉ ኣካያዲ ስራሕ ጨንፈር መቐለ እቲ ባንኪ ኣይተ ሃፍቶም ገብረ እግዚኣብሄር፥ ንቐፃሊ እውን ኣብ ጎድኒ…

ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝህቦም ኣገልግሎታት ደው ከምዘየብል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝህቦም ኣገልግሎታት ደው ከምዘየብል ገሊፁ። እቲ ትካል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ካብ ካሊእ እዋን ብዝተፈለየ ወሰኽ ቁፅሪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ፥ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ኢኮኖሚያዊ ምንጋዕ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዘሳለጥዎ ዘተ፥ ልቓሕ ዝኽፈለሉ እዋን ብዛዕባ…