Browsing Category
ቢዝነስ
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 13 ኩንታል ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ 13 ኩንታል ወርቂ ካብ ሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ።
ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጨንፈር ኣይተ ተኬኤ ግደይ፥ እቲ ባንኪ ኣብ ወርሒ ሓምለ፣ ነሓሰን…
ብኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 32 መዓልታት ልዕሊ 828 ቢሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ 30 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ 32 መዓልታት ልዕሊ 828 ቢሊየን ብር ዝውውር ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ልዕሊ 145 ሚሊየን ብር በቲ ባንኪ…
ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ዳይሬክተር ማእኸላይ ምብራቕን ልምዓት ንግዲ ኣፍሪካን ስትራቴጂክ…
መምርሒ ቀጥታ ዕድጊት ፍርያት እኽሊ ቅብኣትን ጥረምረን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ቀጥታ ዕድጊት ፍርያት እኽሊ ቅብኣትን ጥረምረን ቁፅ 1026/2017 ከምዝፀደቐ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡
ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ብምምሕያሽ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ(ጂአይቴክስ ግሎባል 2024) ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ 180 ሃገራት ይሳተፋ ከምዘለዋ ተገሊፁ።
ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ማእኸል ንግዲ ዝተኸፈተ “ጂአይቴክስ…
ኣብ መጓዓዚያ ባቡር ንዝበፅሕ ጉድኣት ዝኽፈል ካሕሳ ብሕጊ ጥራሕ ንክፍፀም ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጓዓዚያ ባቡር ንዝበፅሕ ጉድኣት ዝኽፈል ካሕሳ ብሕጊ ጥራሕ ንክፍፀም ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም።
ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መስ ምምሕያሽ ሲስተም ተዛሚዱ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ስለዝኾነ ዓማዊል ነዚ ፈሊጡ ኣድላዪ መድላው ንክገበር ኣተሓሳሲቦም።…
ኢትዮጵያን ኬንያን ተሳትፎ ዳያስፖራ ከብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ተሳትፎ ዳያስፖራ ከብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን።
ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬኒያ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሮም።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ዝተመዓራረየ ዋጋ ካብ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ዝውዕል ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ንፋና…
ፅሬት ፍርያት ቡን ብምምሕያሽ ሸርፊ ወፃኢ ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ፍርያት ቡን ብምምሕያሽ ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ ሸርፊ ወፃኢ ንምድንፋዕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ነቲ ዓውዲ ትኹረት ብመሃብ ቡን ብኩታ-ገጠም ምፍራይን…