Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገዲ ዜድ-400 ዝተብሃሉ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ምስ ሳፍራን ዝተብሃለ ኣፍራይ ኩባንያ ናውቲ ኣውሮፕላን ስምምዕነት ምኽታሙ ገሊፁ፡፡ በቲ ስምምዕነት መሰረት እቲ ኩባንያ ንመገዲ ኣየር ሸሞንተ ኣብ ቦይንግ…

ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ ክብሉ ሚኒስትር መኣድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ መዓድን ዘለወን ሃፍቲ ፈሊጠን ከምዘይወደኣ ሓቢሮም። ኣብቲ ዓውዲ ብዙሓት…

ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣቢሎም ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ በጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዑል ለውጢ ዘምፅኡ ኢንዱስትሪታት ይዕዘቡ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማካው ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከተማ ማካው ሎሚ ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማካው ኣብ ዘጀመሮ ስነስርዓት ኣገልግሎት ካርጎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ተረኺቦም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ናይቲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 264 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ 264 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ንጉዳያት ቐዋሚ ኮሚቴ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናይ…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ጨረታ 12 ባንክታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ዋጋ ማእኸላይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ሓደ ዶላር ኣሜሪካን 131…

ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ምፍራይ ምውፋር ዘዋፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ምፍራይ ምውፋር ዘዋፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ምስ ወከልቲ ኩባኒያ ሻንሃይ ላውንች ዲዛይን ኣውቶሞቲቭ ቻይና ዘቲዮም። ኩባኒያ ሻንሀይ…

ካብ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 366 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋረሕ ካብ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 366 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ገብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም። “ሆርቲካልቸር ንዘላቒ ሃገራዊ ሸቶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ሆርቲካልቸር ኣብ ኣዳራሽ…

ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድን ዝተናበበ ኣሰራርሓ ምትግባርን ትፅቢት ከምዝግበረለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። መደባት ኣፈፃፅማ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሓሙሽተ ክላስተራት ጎስጓስ ኢትዮጰያ ተፍሪ ይግምገም…

ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣገንዚበን። መለወጢ ዘበን ብሄረ ሲዳማ ዝኾነ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ እዋን እተን ሚኒስትር…