Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ቅድሚ ታክስ 9 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ሃብታሙ ሃይለ ሚካኤልን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ዘቲየን

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ጁንግ ካንግ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…

እንጆሪን ሳፍሮንን ንዕዳጋ ወፃኢ ዘቕርብ ኩባኒያ ናብ ስራሕ ከምዝኣቲ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘበናዊ መገዲ እንጆሪን ንእታዎት መድሓኒት ዘገልግል ዕንበባ ሳፍሮንን ብምፍራይ ንዕዳጋ ወፃኢ ዘቕርብ ኩባኒያ ኣብ ቦሌ ለሚ ኢንዱስትሪ ፓርክ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት…

ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ስራሕ ካብዝ ዝኣቱ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ተበፃሕነት ንምስፋሕን ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ዘለዎ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕ ባህሊ ንምዕባይ ምስ…

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ድልየት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ፣ እስያን ዓረብን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ንመፅናዕቲ ቕድመ ኢንቨስትመንት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፁ ገሊፆም፡፡ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ…

ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕታት ምዉጋኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕቲታት ምዉጋኖም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ድሕሪ ለዉጢ ዓቕሚ ምፍልፋል ሓይሊ ብምጥንኻር መፍልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ…

ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርዓት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምትላል ዝንኪን ብቐሊሉ ዝፍለይን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርኣት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ምኳኑ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ፡፡ ዳይሬክተር ድጋፍ ክልላት ምጥዕዓም ስርዓት ታክሲ እቲ ሚኒስቴር ብርሃኑ አበበ፤ ደረሰኝ…

59 ሺሕን 968 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 59 ሺሕን 968 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ዘበነ ምህርቲ ካብ ዝኸውን 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 632 ሺሕን 965 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ዐረታ ሸርፊ ወፃኢ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ጨረታ 27 ባንኪታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ማእኸላይ ዋጋ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ስራሕቲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽእል ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ብምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ ምስፋሕ ንግዲ ቻይና…