Browsing Category
ቢዝነስ
ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡
ብፍሉይ ትሑት ኣፍረይቲ ወርቂ፣ ብኣዘዋወርቲን ብኩባንያታት ዝፈረየ 3 ሺሕን 170 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም…
ውፅኢት ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ከይዲ እቲ ጨረታ 26 ባንክታት ዝተሳተፉ እንትኸውን፥ በዙይ እውን ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ ማእኸላይ 131 ነጥቢ 4961 ብር ኮይኑ ምምዝጋቡ ተገሊፁ።…
መድሕን ፈንድ ተቐማጢ ገንዘብ 5 ነጥቢ 89 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 5 ነጥቢ 89 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ መድሕን ፈንድ ተቐማጢ ገንዘበ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ደሳለኝ ኣምባው (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ ትካል ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዓውዲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገዲ ዜድ-400 ዝተብሃሉ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ምስ ሳፍራን ዝተብሃለ ኣፍራይ ኩባንያ ናውቲ ኣውሮፕላን ስምምዕነት ምኽታሙ ገሊፁ፡፡
በቲ ስምምዕነት መሰረት እቲ ኩባንያ ንመገዲ ኣየር ሸሞንተ ኣብ ቦይንግ…
ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ ክብሉ ሚኒስትር መኣድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ መዓድን ዘለወን ሃፍቲ ፈሊጠን ከምዘይወደኣ ሓቢሮም።
ኣብቲ ዓውዲ ብዙሓት…
ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣቢሎም ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ።
ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ በጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዑል ለውጢ ዘምፅኡ ኢንዱስትሪታት ይዕዘቡ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማካው ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከተማ ማካው ሎሚ ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማካው ኣብ ዘጀመሮ ስነስርዓት ኣገልግሎት ካርጎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ተረኺቦም።
ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ናይቲ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 264 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ 264 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ምቕራቡ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ንጉዳያት ቐዋሚ ኮሚቴ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናይ…
ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ ጨረታ 12 ባንክታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሊጡ፡፡
በዚ ድማ ዋጋ ማእኸላይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ሓደ ዶላር ኣሜሪካን 131…
ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ምፍራይ ምውፋር ዘዋፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ምፍራይ ምውፋር ዘዋፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ምስ ወከልቲ ኩባኒያ ሻንሃይ ላውንች ዲዛይን ኣውቶሞቲቭ ቻይና ዘቲዮም።
ኩባኒያ ሻንሀይ…