Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ረቂቕ ሰነድ ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ መድረኽ ምትእኽኻብ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ረቂቕ ሰነድ ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ መድረኽ ምትእኽኻብ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር…

ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ብምትእንጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ብምትእንጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከምዝረኸበ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ዘተኣናገደ እንትኸውን÷ ን1 ሚሊየን…

ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት መደሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ተጓዓዝትን ኣገልግሎት ፅዕነትን ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ክሳብ 1 ሰባት ናይ ምጉዕዓዝ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ። ብመሰረት እዚ ካብ 26 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዘጀምሮ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሐዚ እዋን ሰሙናዊ 7 በረራታት ከምዝገብር ኣብቲ መገዲ…

ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምዝገባን ሓበሬታን ትሕዝቶ መሬት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምዝገባ ሓበሬታን ኣገልግሎትን ትሕዝቶ ሓሰን…

ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዘና ተስማዕማዕነት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ከምዝተኻየደ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል መዓዛ ኣበራ፥ እቲ ትካል ብቐንዱ ኣገልግሎት ላቦራቶሪ ፍተሻ ፅርየት፣ ሰርተፊኬሽን ፅርየትን…

ባንኪ ልምዓት ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ተግባራዊ እናተገበሩ ከምዝኾኑ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንግስት ፍሉይ ትኹረት ብስፍሓት ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ እናተሰርሐ…

ኣብ መቐለ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ። እቲ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን፥ “ምጥንኻር ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ምዕባለን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ግዚያዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ክጅምር ኢዩ። ዋርሶው ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገቡ ሓድግታት ዝርከበላ፣ ማእኸል ዝነኣዱ ኪነ ህንፃታትን ታሪክን ዘበናዊነትን ኣጣሚራ ዝሓዘት ከተማ ኢያ። ስለዝኾነ መገዲ ኣየር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን 12 በረራ የካየድ ከምዝነበረ ኣዘኻኺሩ። ይኹን እንበር ካብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝገብሮ በረራ ናብ 18 ክብ ከምዘብሎ ኣብ…