Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ብኤሌከትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝገጣጥሙ ኣፍረይቲ ከምዘተባበዕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፥ ብኤሌከትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝገጣጥሙ ኣፍረይቲ ከምዘተባበዕ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣሸብር ባልቻ (ኢ/ር)፥እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንክውዕላ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ…

ኢትዮ ቴሌኮም “ኮፐር ስዊች ኦፍ” ዝተብሃለ ኣገልግሎት ወግዓዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መስመራት ኮፐር ናብ ፋይነር ብምቕያር ዘበናዊ በዓል ገመድ ብሮድባንድ ኢንተርኔትን ኣብ ዳታ ዝተደረኸ ኣገልግሎት ድምፂ ንምቕራብ ዘኽእል “ኮፐር ስዊች ኦፍ” ዝተብሃለ ኣገልግሎት ወግዓዊ ገይሩ። ዋና ኣካያዲት ስራሕ  ኢትዮ ቴሌኮም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጓንዡ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ 17 መስከረም 2017 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ናብ 10 ክብ ኣቢሉ። ቅድመ ሐዚ ናብታ ከተማ ዝግበር ዝነበረ በረራ ሰሙናዊ 7 ጊዘ ከምዝነበረ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ሽልማት ዝተውሃበ እቲ ኮርፖፐሬሽን መበል 35 ዓመት ምስረትኡ ኣብ ዘኽብረሉ መርሃ ግብሪ እንትኸውን፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘበርከቶ ልዑል ኣገለግሎትን ሽርክና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር “ስሉጥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካል መንግስቲ” ብዝብል ብድምፂ ህዝቢ ኢዩ ተሸላሚ ኮይኑ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ነቲ…

1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚታት ሓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት እንትኽበር ኢትዮጵያ ነምሽጋር በዝተገበረ ፃዕሪታት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ከይዲ ዘጋጠሙ ብድሆታትን ይዝከሩ ኣለዉ።…

እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንልምዓት ኢንዱስትሪ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ፖሊሲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንልምዓት ኢንዱስትሪ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ። ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናደእዎ ሓበራዊ ፎረም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…

ጀርመን ዳግመ ህንፀት ዝውዕል ተወሳኺ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ እናተወገነ ዝርከብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ዝውዕል ተወሳኺ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ ከምዘፅደቐት ተገሊፁ። በዚ ድማ ጀርመን ንህንፀት ሰላምን መትከሊ እግሪን ዝገበረቶ ሓገዝ 14 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ከምዝበፅሐ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ፍሪያታት ኢንዱስትሪን ግብርናን ሓዊሱ ተዋፅኦታት እንስሳት ብእኹል…

ንመዕደጊ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)25 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምዕዳግ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ብመንግስቲ ተፈቒዱ። ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ንመስኖ ሕርሻ ዝውዕል ዳፕን ዩሪያ መዳበሪያ ካብ ወፃኢ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ…