Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ባህሊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣስፋው ኩማ፥ እቲ ፌስቲቫል ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ…

ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣለምሸት መሸሻ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተቐመጠ ትልሚ ኣብ ምዕዋት ዝሓሸ ስራሕቲ…

ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። 140 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ 11 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ምስ 11 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰን እቶም ሰብ ሃፍትን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እቶም ሰብ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴን ኣመሓዳሪ ዓውዲ ትምህርቲ ቢሮ  ጊዮንግሳንግቡክ-ዶ ሊም ጆንግ-ሲክን ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ኣንቢሮም። ኣብ…

ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ ሓዱሽ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ካዛብላንካ ሓዱሽ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት በረራ ጀሚሩ። ነዚ ስዒቡ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ዘለዉዎ መባፅሕቲ በዝሖም ናብ 35 ከዕቢ ክኢሉ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ደንጌ ቦሩ ተዛሪቦም። ብበዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ መሪሕ ትልሚ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ይሳለጥ…

ብንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀመ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዲቪዥን ማኔጅመንት መርቸንትን ኤጀንትን ዲጂታል ባንኪንግ ብሌን ሃይለሚካኤል÷…

ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምውፋር ዕድል ስራሕ ወፃኢ ዓዲ፥ መሰል፣ ድሕንነትን ረብሓን ዜጋታት ብምሕላው ተረባሕነት ኢትዮጵያ ብዘረጋግፅ መገዲ ዝተጀመሩ ስራሕቲ…