Browsing Category
ቢዝነስ
ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብ7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ክዓቢ ኢዩዝብል ትፅቢት ኣሎ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብ7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝምዝገበሉ ከምዝኾነ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ናይ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ከምዘመላኽት ተሓቢሩ።
ሓፈሻዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት…
ቢሮ ዕድል ስራሕን ክእለትን 105 ዘበናዊ ትራክተራት ንማሕበራት ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ዕድል ስራሕን ክእለትን 105 ዘበናዊ ትራክተራት ን105 ማሕበራት ኣረኪቡ።
እተን ትራክተራት ብልዕሊ 246 ሚሊየን በር ዝተዓደጋ ከምዝኾና ተገሊፁ።
እቲ ቢሮ ምስ ባንኪ ስንቄ ብምትሕበባር 10 ሚኢታዊ ንዝዓቖሩ ማሕበራት እተን ዘበናዊ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
እቲ ስምምዕ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብምእታው ምስራሕ ዘኽእሎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ፕሬዚዳንት…
2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ክኣቱ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ከምዝኣቱ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ንመዕደጊ ዝኸውን 110 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ከምዝተገበረ እውን ተገሊፁ፡፡
እቲ ሽኮር ካብ ብራዚል ከምዝተገዝአ ሓላፊ ርክብ…
ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 225 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 225 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝምልከት መግለፂ ሂበን።
ኣብ መግለፂአን ድማ…
ኢትዮጵያ ናይ 2 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ካብ ወፃኢ ዓዲ ንምስሓብ ተሊማ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባንኪ መሬትን ልምዓትን ናይ 2 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ካብ ወፃኢ ዓዲ ንምስሓብ ተሊሞም ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊፁ።
እቲ ኮርፖሬሽን “ኢንቨስት ኦሪጅንስ 2023” ብዝበል መሪሕ ቃል 18 ክሳብ 19 ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመነት…
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዘውፅኡ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም ብሸርፊ ወፃኢ ኣተውቲ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት ፍርያት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ስለሺ ለማ…
ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን።
እተን ሚኒስትር ምስ ኣባላት እቲ ልኡኽ ብሓባር ኣብ ዝሰርሕኦም ጉዳያት ምዝታየን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቶም…
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ በረራ ክጅምር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ ናይ መንገደኛታት በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
እዚ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝግበር ምዃኑ ካብ ካብቲ መንገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዚ በረራ ካብ ዋሺንግተን…
ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንገስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኣበባ ታመነ…