Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ ከብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ካልኣይ  ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር…

ኣይተ ሳዶካን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳዶካን ደበበ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣድናን ኣሕመድ  ዘቲዮም። ኣይተ ሳዶካን ደበበ፥ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቀዋሚ ኮሚቴታት ማዕቐፋዊ…

ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

“ብሩህ ኢትዮጵያ 2015” ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘዳለዎ "ብሩህ ኢትዮጵያ 2015" ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ 200 ተምሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ። "ብሩህ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተጀመረ…

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕዳ ታክሲ ኣብ 10 ኣዋርሕ ውሽጢ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ንምእካብ ካብ ዝተተለመ 30 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ዉሽጢ 40 ነጥቢ 5 ቢሊየን…

መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 24፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። “ሓለዋ ዓማዊል ኣብ ዲጂታል ኢኮኖሚ” ብዝበል መሪሕ ቃል  ኤፍ.ኤስ.ዲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብብርኪ ሃገር ድማ ካብ ወርሒ ሓምለ 2015 ዓ.ም እቲ ክፍሊት…

ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካተተ ልኡኽ ኣፍሪካ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትር ንግዲን ጠጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ካልኦት ላዕለዎት…

ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን፥ ኣብ መንጎ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዘሎ ልውውጥ ንግዲ እናማዕበለ ምምፅኡ ገሊፆም። ካብ…