Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ንበዓላት ዝኸውን ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ በዓላት ትንሳኤን ዒድ ዓልፈጥን ልዕሊ 500 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚት ስራሕ ሓለዋ ንግዲ ውሽጢ ሃገርን ዓደግቲን መስከረም ባህሩ…

ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዳይሬክተር ዓውዲ ማይ ባንኪ ዓለም ሳሮጅ ኩማርን ጉጅለ ልኡኾምን ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ዘሎ…

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 32 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 32 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪማ። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ቫለሪ ቴሂዮን ሓላፊ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…

ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር) ከምዝበልኦ ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 12 ነጥቢ 8…

ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ  ተጀሚሩ። 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ድማ ኣብ መላእ ሃገር ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ክጅምር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛረቦም። ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና መለሰ መኮንን (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሞሪሃራ ካሱኪ…

ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም። እቶም ኩባኒያታት ዕደና ንምውፃእ ኣገልግሎት ዝህባ መካይንን ክፍሊታት ሞተርን ከምኡውን ናውቲታት ሕክምና ንምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎም ኢዮም…

ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻት ንግዲ ቱርኪ ምስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ይሳተፉ ከምዘለዉ…

ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ሳንቫዶ 120 ቶን ዘይቲ ኣቮካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ሳንቫዶ 120 ቶን ዘይቲ ኣቮካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሕርሻ ይርጋለም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ መፍረዪ ዘይቲ ኣቮካዶ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 14 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ንማእኸል ልህቀት መካናይዜሽን ሕርሻ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ 14 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ክታም፥ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሬታ ሰዋሰውን ዳይሬክተር…