Browsing Category
ቢዝነስ
ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ ፓርክ ሃዋሳ ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ።
እቲ ዘተ፥ ኣብቶም ኢንዳስትሪታት ዘለዉ ፀገማት ብምፍታሕ “ሃገራዊ ምንቕናቕ ኢትዮጵያ ተፍሪ” ዕላዊ ብምግባር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ንምስላጥ…
ብወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብታ ሃገር ዘምረሐ እንትኸውን፥ ምስ ኣካላት መንግስቲ…
ከባቢ ላዕለዋይ ተፋሰስ ኣዋሽ ኣብ ዓለም ቅርስነት ንምምዝጋብ ሕቶ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከባቢ ላዕለዋይ ተፋሰስ ኣዋሽ ኣብ ዓለም ቅርስነት ንምምዝጋብ ሕቶ ከምዝቐረበ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ቅርሲ ኢትዮጵያ ረዳት ፕሮፌሰር ኣበባው ኣያሌው ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ብዙሓት ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ቅርስታት ምምዝጋባ ይፍለጥ።…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሐንስ ኣያሌው፥ ባንኪ ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ብስፍሓት ከምዝተሰርሐ ገሊፆም።
በዚ…
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሕደራ ኢንተርኔት ብዝምልከት ምስ ኮሚሽን ቁጠባ ኣፍሪካን ትካል ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዶ/ር በለጠ ሞላ ምስ ሰበስልጣን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ትካል ሕቡራት መንግስታትን ብዛዕባ ምድላው መበል 17 ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣመልኪቶም ዘትዮም።
ኣብቲ ዘተ ክሳብ ሐዚ በቲ ኮምሽንን ብሚኒስቴር…
ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ሽልማት ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ ኣብ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ሽልማት ዝበለፀ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣፍሪካ 2022 ዓ.ም ተዓዊተን።
እቲ ሽልማት ዝተበርከተለን “ዘ ቢዝነስ ኤግዚኪዩቲቭ” ዝተብሃለ ኣብ ጋና ዝርከብ ሚድያ ፓን ዌስት ኣፍሪካ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝገብሮ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ።
እቲ መገዲ ኣየር፥ ቅድመ ሐዚ 22 ኤርባስ A350-900 ኣውሮፕላን ብምእዛዝ እተን 16 ብምርካብ ኣብ ስራሕ…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ።
ዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቁፅሪ ዓማዊል ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን 66 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ተዛሪበን።…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን 27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ዝጠመተ ዘተ ይገብር ኣሎ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥…
እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ነኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን።…