Browsing Category
ቢዝነስ
ትካላት ኣፍረይቲ ነዳዲ ሩሲያ፣ ቻይናን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረበን መስ መንግስቲ ይዛተዩ ኣለዉ-ሚኒስቴር ዕደና
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ኣፍረይቲ ነዳዲ ሩሲያ፣ ቻይናን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረበን መስ መንግስቲ ይዛተዩ ኣለዉ ክብል ሚኒስቴር ዕደና ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ኣቕሪቡ።
ኣብቲ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1910 ነጥቢ 5…
ኣብ በዓላት ካብ ማሕረዲ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ብምስንዳእ ብእዋኑ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ካብ ዝፍፀም ማሕረዲ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ብምስንዳእ ብእዋኑ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ማእኸል ልምዓት ምርምር ውፅኢታት ኢንዱስትሪ ቆርበት ኣተሓሳሲቡ።
ተወካሊ መካየዲ ስራሕ እቲ ማእኸል መሓመድ ሑሴን…
ተርሚናል 1 ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል 1 በረራ ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ህንፀት ምምሕያሹ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።
እቲ ህንፀት ብቻይና ኩባንያ ኮሙኒኬሽን ኮንስትራክሽን (ሲሲሲሲ) እቲ ተኻይዱ።
ተርሚናል ሓደ፥ ኣብ 16 ሺሕን 689 ካሬ…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ 9 ዓፂደን ዘኺዳ ማሽናት ንዓማዊሉ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ብዝረኸቦ ሓገዝ ገንዘብ ትሽዓተ ዓፂደን ዘኺዳ ማሽናት ንሊዝ ፋይናንስ ዓማዊሉ ኣረኪቡ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ÷ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌውን ኣብ ባንኪ ልምዓት…
ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝቐርብ ቡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሸርፊ ወፃኢ ንምሻጥ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝቐርብ ቡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሸርፊ ወፃኢ ንምሻጥ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ኣፈፃፅማ ከምዝወፅአ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን፡፡
እቲ ረቂቕ መምርሒ ንተወሳኺ እታወት ዕላዊ ተገይሩ ዘሎ÷ ብመሰረት ኣዋጅ ቁፅሪ 1051/2009 ዓንቀጽ 24…
ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከባ ጨንፈራት ባንኪ ወጋገን ዳግም ስራሕ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት መቐለ ዝርከባ 28 ጨንፈራቱ ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ማርኬቲንግን ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽንን ባንኪ ወጋገን ኣፈወርቅ ገብረፃዲቅ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ባንኪ…
ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን እኹል እታወት ዕዳጋ ክህሉ ኢዩ – ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን 60 ሺሕ ደርሁ፣ 90 ሺሕ ኩንታል ጣፍን ልዕሊ15 ሺሕ ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳትን ናብ ዕዳጋ ከምዘቕርብ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ ብወገን ሸማቾች ኣቢሉ 5 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲን 30…
ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ገሊፁ።
ስራሕ ደው ኣቢለን ዝነበራ ፋብሪካታት ፍሪያት መጅማረን ስዒቡ እቲ ኣቕሪቦት ክጅመር ተባሂሉ።
እቲ ዝነበረ ፀገመት ንምቕራፍ ብመሰረት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ ሰለስተ ክብ ከምዘብሎ ገሊፁ።
ድልየትን ቁፅሪን ተጓዓዝቲ ኣብ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ዘርፊ ሽልማት ብኣርባዕተ ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ።
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ዘርፊ ሽልማት ብኣርባዕተ ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ።
እቲ መገዲ ኣየር ብዝህቦ ናይ ደረቕ ፅዕነት ካርጎን ሊጂስቲክስን ኣገልግሎት ኢዩ ብስታት ታይምስ ናይ ደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ሽልማት ሕፁይ…