Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ብፅሒት ኣባል ሃገራት ዝገበሮ መመሓየሺ ንክሰልጥ ብሄራዊ ባንኪ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ብፅሒት ኣባል ሃገራት ዝገበሮ 50 ሚኢታዊት መመሓየሺ ንክሰልጥ  ሓቲቶም። ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን 2025 ኣኼባ ኮንስትቱየንሲ ግሩፕ…

ፓኪስታን ምስ ኣፍሪካ ንዘለዋ ዝምድና ንግዲ ኢትዮጵያ ቀንዲ መእተዊት በሪ ኢያ – ጃም ካማል ከሃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓኪስታን ምስ ኣፍሪካ ንዘለዋ ዝምድና ንግዲ ኢትዮጵያ ቀንዲ መእተዊት በሪ ኢያ  ኢሎም ሚኒስትር ንግዲ ፓኪስታን ጃም ካማል ከሃን። መበል ሓምሻይ ጉባኤን ኤግዚብሸንን ንግዲ ኣፍሪካ ፓኪስታንን  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ይሳለጥ ኣሎ።…

ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ኣብ ምዕባ ናይ ዘለዋ ሃገራት ዘላቒ ልምዓት ኣብ ግምት ዘእተወ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን ይካየድ ኣብ ዘሎ…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ከይዲ እቲ ጨረታ 31 ባንኪታት ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ብመሰረት እቲ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 148 ነጥቢ 1007 ብር ብምዃን ተመዝጊቡ…

መበል ካልኣይ ሰሙነ ክእለት  ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 4፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ካልኣይ ሰሙነ ክእለት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ባቕሚ ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ ምጉልባት፣ ንምህዞ፣ ምዕባለን ዘላቒ ከእለትን ምውዓል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ሰሙን፥ ፖሊሲታት ልምዓት ኢንዱስትሪን ክእለትን፣ ፅርየትን…

ብሄራዊ ባንኪ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሰት ዓወዲ ሸርፊ ወፃኢ እናቐፀለ ስለዝኾነ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ሓዱሽ በጀት ዓመት እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ። ብሄራዊ ባንኪ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ፅባሕ ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ብዛዕባ እቲ ጨረታ…

ብተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ሃገር ክኣትዉ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተፈጥሮ ጋዝ ትሰርሕ ዝኾነት ትኹን ተሽከርካሪት ካብ ቀረፅ ናፃ ኮይነን ናብ ሃገር ንኸኣትዋ ተወሲኑ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ከምዘፍለጦ÷ ኢትዮጵያ ልዑል መጠን ዘለዎ ክዙን ተፈጥሮ ጋዝ ዘለዋ ከምዝኾነት ይፈለጥ…

ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ። ብመሰረት እዚ ትርፊ ሓደ ኣክሲዮን ናብ 46 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ክብ ከምዘበለ ዕላዊ ገይሩ። ኣካቢ ቦርድ እቲ ባንኪ ኣይተ ኣብዲሻ ሑሴን፥…

ስርዓት ቁፅፅር መረዳእታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገለፅነትን ተሓታትነትን ንምንጋስ ዘኽእል ስርዓት ቁፅፅር ሓበሬታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ብምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ሃገራዊ ኢኒሼቲቭ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን…

ዓውዲ ኢንዱስትሪ መፍረያይነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝተፈጠሩ ዕድላት ንመፍረያይነት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዕዙዝ ግደ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፡፡ ዓውዲ የአምራች ኢንዱስትሪ ዓቕሚ ምፍራይ ንምዕባይ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ መላኩ…