Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ግደ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን ብምንፅር ምንካይ ልዑል እጃም ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣይተ ጌትነት ታደሰ፡፡ “ሕብረት ስራሕ ካብ ፍርያት ክሳብ ዕዳጋ፣ ካብ ኣፍረይቲ…

ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳ ለውጢ መፍለዪ (ብራንድ) ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ንምቅልጣፍ ዘኽእል ለውጢ መለለዪ (ብራንድን ስያመን ገይረ ኢሉ። እቲ ባንኪ ናይ ስያመን ሎጎ ለውጢ ዝገበረሉ ሓዱሽ ብራንድ ዕላዊ ገየሩ። ቅድሚ ሕዚ “ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳባንክ”…

ሃፍቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃብቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንክኾን ንምግባር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝተሳተፍዎ ሃገራዊ ሰሚናር ቱሪዝም ቡን ይሳለጥ ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ መስሕብ ልምዓት…

ብቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሳብ ሕዚ ብመተግበሪ ኣፕ ቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፡፡ ፍረህይወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ ኣፈፃፅማ ፍርቂ ዓመት 2018 ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኦ…

760 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 760 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ናይ 6 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ገምጋም በጀት ዓመት 2018 የካይድ ኣሎ። ሚኒስተር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ እዋን…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 320 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦም ቴክኖሎጂታት ብምትግባር ንዓማዊሉ ቅልጡፍን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት እናሃብኩ ይርከብ ኢሉ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ቅነ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ገንዘብን…

ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረቡ ፍሪያታት ልዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞባታት ዝፈረየ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመት ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረቡ ፍሪያታት ልዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞባታት ዝፈረየ ኢዩ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ዌንካይ ዣ ንግ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ዌንካይ ዣ ንግ ዘትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዕብየት ኢኮኖሚ ንምስፋሕ፣ ዲጂታላዊ ኢኮኖሚን ምውህሃድ ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ንምድንፋዕ እንዳተሰርሐ…

ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…

ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ኣፈፃፅማ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ ይርከብ። ሚኒስትር…