Browsing Category
ቢዝነስ
መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝም ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝምኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ "ቱሪዝም ንፈጠራ ዕድል ስራሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።
እቲ ኮንፈረንስ ኢንስቲትዮት መሰልጠኒ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ…
ኢትዮ ቴሌኮም ማእኸል ሓበሬታ ሞጁላር ብሓባር ንምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣርባዕተ ትካላት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ማእኸል ሓበሬታ ሞጁላር ብሓባር ንምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለዩ ኣርባዕተ ትካላት ፋይናንስ ተፈራሪሙ።
እቲ ትካል እቲ ስምምዕነት ተፈራሪሙ ዘሎ ምስ ባንኪታት ዘመን፣ ዘምዘምን ሂጅራን ከምኡ እውን ምስ ትካላት ፋይናንስ ሬስ…
ኣብ ክሊ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንሰን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ ን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ኣብ ክሊ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንሰን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ ኣሳሊጦም።
ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥…
ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ።
ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋረሕ ሚኒስቴር እቶትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣዳሚፁ።…
ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዕዳጋ ስቶክ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ኢዩ ተፈፂሙ።
ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዋና…
ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ 300 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ባንክ ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምጥያሽ ዝውዕል 300 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ…
ባቡር ምድሪ አትዮ ጅቡቲን ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ብሓብር ምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባቡር ምድሪ አትዮ ጅቡቲን ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ብሓብር ምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ባቡር ዝረአ ምቑርራፅ ሓይሊ ፀገም ብዋንነት ንምቕራፍ ዘኽእል እዩ ተባሂሉ።
እቲ ስምምዕነት ዋና ኣፍፃሚ ስራሕ ባቡር…
ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሔራዊ ባንክ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕን 151 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሔራዊ ባንክ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ ልምዓት መዓድንን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
እቲ ኤጀንሲ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 10 ኣዋርሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡመድ…
ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ።
ሚኒስትር ግብርና ፌዴሪኢ ኡመር ሁሴን በቲ ታሪካዊ ዓወት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም።
ፍሪያት ቡና ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዓለም ካብ እተቕርቦም ፍሪያታት ግብርና ብቐዳምነት…
ብሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ድሬዳዋ ኣብ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ምንቕስቃሳት ልምዓት ዑደት ገይሩ።
እቲ ዑደት ስራሕ ብዝተፈላለዩ ፀገማት ናብ ስራሕ ዘይኣተው ፋብሪካታት ኣድላይ ሓገዝ ተገይርሎም ናብ…