Browsing Category
ቢዝነስ
ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ።
ፈላማይ ፎሮም ፍራምረ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
ለኣኽቲ ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ልዕሊ 20 ፅርየት ዘለዎም ፍሪያታት ንቀንዲ ቀንዲ…
ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሪሞርቺያቶሪ ዩኒቲ ናይ ዝተብሃለ እቲ ኩባኒያ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ቅድመ ኢንቨስትመነት ገይሩ።
እቲ ጉጅለ መስ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…
ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ምስ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ ዓለም እቲ ባንኪ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም።
ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ታውፊላ ንያማድዛቦ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ናጃንግ ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበኒ ምህርቲ እዚ ዓመት ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ከምዝተኣከበ መምርሒ ሕርሻ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ጋምቤላ ዞባ ማጃንግ ገሊፁ።
ኣብቲ መምርሒ መራሒ ጉጅለ ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ሲሳይ በላይነህ፥ ኣብዚ ዓመት…
ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ዋጋ ነዳዲ ኣዚዩ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ዋጋ ነዳዲ ኣዚዩ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ዋጋ ድፍድፍ ነዳዲ 139 ነጥቢ 13 ዶላር እንትኸውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መፋርቕ 2008 ጀሚሩ ልዑል ወሰኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ካብ…
ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 2 ነጥቢ 3ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ካብ ዳያስፖራ ተላኢኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ብሕጋዊ መገዲ ከምዝለኣኸ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ በጀት ዓመት 4 ቢሊየን ዶላር ካብ ሬሚታንስ ንምእካብ ከምዘተሃቀነ እውን ኣመልኪቱ።
ብዝተትሓሓዘ…
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ንኣገልገሎት ምዝገባ ሓበሬታ ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣኪቡ።
ኣካያዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገዛኻኝ ታምሩ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቲ ግብሪ 116 ሚኢታዊ ብምፍፃም ውፅኢታዊ…
ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ብኮድ +2517 ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ብኮድ +2517 ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ።
እቲ ኩባኒያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብብርኪ ሃገር ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር ገሊፁ።
ኢትዮጵያውያን ዝምጥን ዘበናዊ ዘርገሐ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣጎዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት 86 በረራታት ብምክያድ ልዕሊ 110 ሚሊየን ጥማር ዕንበባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ።
እቶም ጥማራት ዕምባባ ብዋናነት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት አንተተጎዓዓዙ…