Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረሒቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሄኖክ ኣስራት…

መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ኣርኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ከምዘርአየ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብታ ሃገር ተኣዊጁ ዝነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅምኡ ንኸሓፅር ውሳነ ምሕላፉ ስዒቡ ኣፈጻፅማ መሸጣ ቦንድ ዶላር ኢትዮጵያ ብዶላር 6 ሳንቲም ወሰኽ ድሌት…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋናፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኣብ መግለፂአን ከምዝበለኦ፥ እቲ…

ኣፈፃፅማ ንግዲ ወፃኢ ዘፈር ሕርሻ 109 ሚኢታዊ ትልሚ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር ንግዲ ወፃኢ ሕርሻ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እዚ ኣፈፃፅማ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 109 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ምስ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ…

ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተተሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርያ መንፈቕ ዓመት÷ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ 265 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ…

ድሌት ፅዕነት እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ከስቢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምዝቐፀለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ድሌት ፅዕነት እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ከስቢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምዝቐፀለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ገሊፆም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣብ ዱባይ ዝተዳለወ ዘተ መርበብ ሓሬታ…

ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋዕ ልዑል መጠን ዘለዎ ዕድጊት ስርናይን ዘይቲን ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገአ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕሳል ዝቕባበ ዋጋ ንምቁፅፃርን ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋእን ረብሓ ዘለዎ 4 ሚሊየን ኩንታል ስርናይን 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን ዕድጊት ክዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ገንዘብን…

ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኣፍሊጡ። ኣብ በጀት ዓመት ሓሙሽተ ኣዋርሕ 114 ሽሕን 335 ነጥቢ 63…

ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፅዕነት ሓገዝ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፅዕነት ሓገዝ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ዝበረሎም መባፅሕቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝፀዓኑ ናይ ሓገዝ ፅዕነታት ኣብዚ ሕዚ እዋን እናሰርሐሉ ካብ ዝርከብ ታሪፍ…

ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ኣብቶም ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ካብቲ ዓውዲ 215 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ተሓሲቡ ኢዩ…