Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ሱዳን ሚኒስተር ገንዘብን ፕላንን ኣጋክ ኣቹል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ…

ን70 ሽሕ መናእሰይ ተረበሕቲ ዝገብር “ብቃት” ኣብ ልምምድ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ብምውድድ "ብቃት" ብዝብል ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር…

ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንክሳተፋ ንምግባር ምርድዳእ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ዑማ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣው ዢዋን ኣብ ዓውዲ ዕደና ሓቢርካ ምስራሕ ብዝምልከት ተዛቲዮም። ኢንጂነር ታከለ ዑማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ዓውዲ ውልቀ ንምምዕባል ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ዓውዲ ውልቀ ንምምዕባል ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጁሞኬ ጃጉን ዶኩሙ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም…

ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 52 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ 2 ነጥቢ 52 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሚኒስቴር ንግዲን…

ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ – ኣዋሽ – መኢሶ ተጀሚሩ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ኮሪደር ትራንስፖርት ኢትዮ-ጅቡቲ ዝኾነ ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ - ኣዋሽ - መኢሶ ተጀሚሩ። እቲ መገዲ ልዑል ኢኮኖሚያዊን ማህበራዊን ረብሓ ዘለዎ አነትኸውን፥ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህብ ተዓሊሙ ኢዩ ፅገና ዝግበረሉ ዘሎ።…

ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሰመራ 8 ሼዳት ብምህናፅ ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሰመራ 8 ሼዳት ብምህናፅ ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጩ።። ህንፀት እቲ ፓርክ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን፥   ሲ ሲ ሲ ሲ ቻይና ኢዩ ብኮንትራትነት…

ልዕሊ 171 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዘለዎ ናውቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 171 ሚሊየን ብር ኣታዊን ወፃኢን ግምታዊ ዘለዎ ናውቲ ኮንትሮባንድ ከምዝተታሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘሕለፍናዮ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል 166 ሚሊየን 194 ሺህ ብር ኣታዊ ናውትታት ኮንትሮባንድን  5 ሚሊየን 226…

ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ። ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተገሊፁ፡፡ 11 ቐርኒ ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፎረም…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኦስሎን ማላዊን ብሓባር ዝተኸፈተ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ፕላንን…