Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ከምዘሎ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ። እቲ ዓውዲ ንምምሕያሽ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ድማ ኣብ 2013 ዓ.ም ን116 ሺሕን 936 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ካብቲ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ  ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 01 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት ምስ መንግስቲ ዝገበሮ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማህበር ክሳብ ሐዚ ብዝፈፀሞ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን በዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…

ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ኤሜሬትስ ኒውስ ኤጀንሲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ኣብ ዱባይ…

ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 1 መስከረም 2021 ጀሚሩ ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ከምዝተወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓውዲ በረራ ምስ ኩባኒያ ቦይንግ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓውዲ በረራ ምስ ኩባኒያ ቦይንግ ስምምዕነት ከቲሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኩባኒያ ቦይንግን ኣብቲ ዓውዲ ናይ 70 ዓመታት ናይ ሓባር ታሪክ ከምዘለዎም ዝሓበራ ወርልድ ኤርላይን ኒውስ ድረገፅ፥ እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኢትዮጵያ…

ንዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝበቅዕ ፍርያት ጨው ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ክምግብ ዝኽል ክዙን ፍርያት ምግቢ ጨው ኣብ ዓፍዴራ ከምዘሎ ሚኒስቴር ንግዲ ኣፍሊጡ። ሎሚ ቅነ ተፈጢሩ ዝነበረ ወሰኽ ዋጋ ጨው ዝኾነ ይኹን ዓይነት ኢኮኖሚያዊ ምኽንያት ዘይብሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ…

ትካል መፍረዪ መኣድን ወርቂ ኣኮቦ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ፈተነ ፍቓድ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣  24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ትካል መፍረዪ መኣድን ወርቂ ኣኮቦ ኣብ ኢትዮጵያ ኳዕቲ መዓድን ወርቂ ንምክያድ ዘኽእል ናይ ፈተነ ፍቓድ ተዋሂቡዎ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ሰገሌ ኣብ ዘሎ ፕሮጀክት ኳዕቲ ወርቂ መክያድ ዘኽእል ፍቓድ ኢዩ ተዋሂቡዎ። ፒኮክን ሲምፕሰንን…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ መኣድናት 682 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ መኣድናት 682 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበሚኒስቴር ማዕድንን ነዳድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ ስመኝ ውቤ ከምዝበልኡ፥ ካብቲ  ዝተረኸበ ኣታዊ 9 ሺሕን 384 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ…

ልዕሊ 21 ሚሊየን በር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 21 ሚሊየን በር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ካብ ዝተትሓዙሎም መቆፃፀሪ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሞያሌ፣ ሀዋሳን ኣዋሽን ቀዳምነት ዝሓዙ…