Browsing Category
ቢዝነስ
በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ክፅበዮም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ከምዝፅበዮም ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣፍሊጡ።
ንበዓል ኢሬቻ ዕድመ ዝተገበረሎም ካብ 400 ክሳብ 500 ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን ኣጋይሽ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ንዝገበሮ ሓገዝ ናእዳ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትራንስፖርት ኣየር ንዝገበረቶ ሓገዝ ንኢዱ።
እቲ ማሕበር ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፥ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ዝፀንሐት ሓገዝ ብምንኣድ እቲ ተግባር ኣጠናኺራ…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ 114 ሚሊየን ዶላር ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝለኣኾም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን 114 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝረኸበ ረኺቡ።
መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ፍጹም ከተማ፥ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተወለዐ ለበዳ ኮቪድ-19 2013 ዓ.ም…
ኢትዮጵያን ሞሮኮን ሰነድ ስምምዕነት ዘመናዊ ዱኽዒ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባኒያ መንግስቲ ሞሮኮን ኣብ ዓመት 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን።
እቲ ስምምዕነት ናይ ፋይናንስ ሚኒስትር ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽን ኦሲፒ ኩባንያን ኢዮም።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ…
ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ገድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ 1 ቢየንን 263 ሚሊየንን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ።
ክሳብ 30 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገርን…
ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት ኣገልግሎት ዶብ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት መምርሒ ከይዲ ኣሰራርሓ ኣብ ሓደ ማእኸል ዝውዳእ ኣገልግሎት ዶብ ሞያሌ ከቲመን።
ኣብቲ ስምምዕነት ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ኮሚቴ ቁፅፅር ዶብን ስራሕን ኬኒያን ክታሞም ኣምቢረሙሉ።
እቲ መምርሒ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ርክብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ግሪክ ኒሎላዎስ ቫዚሎ ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።
ሰብ ሃፍቲ ግሪክ ኣብ ዓውዲ…
ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ከምዘሎ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ።
እቲ ዓውዲ ንምምሕያሽ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ድማ ኣብ 2013 ዓ.ም ን116 ሺሕን 936 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ካብቲ…
መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ካብ 01 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…
ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት ምስ መንግስቲ ዝገበሮ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ።
ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማህበር ክሳብ ሐዚ ብዝፈፀሞ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን በዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…