Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተመሪቑ። እቲ ህንፀት ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ብኩባኒያ ሲሲሲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣስታት 48 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተግይርሉ ኣሎ። እቲ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ምምራቑ ኣገልግሎት…

እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 36 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ኣሻይጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እቶት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 36 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝዋግኦም ፍሪያታት ከምዘሻየጠ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተሻየጠ ፍሪያታት፥ ቡና 35 ሚኢታዊ፣ ሰሊጥ 32 ሚኢታዊ፣ ዓይኒ ዓተር 14 ሚኢታዊ ብፅሒት ከምዘለዎም ተሓቢሩ።…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ግንቦት፣ 9፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒ9ስቴር 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን ነምርካብ ተሊሙ ከምዝነበረ አውን ገሊፁ። እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ…

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 19 ነጥቢ 77 ሚኢታዊ ወይ እውን ብር 39 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሓለፋ ከምዘለዎ ሚኒስትር እቶት ኣይተ…

ልዕሊ 69 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 28 ሚያዚያ ክሳብ 6 ግንቦት 2013 ዓ.ም 69 ሚሊየንን 215  ሺሕን 956 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፅኡን ናብ ዓዲ ክኣትዉን ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ እቶም ናብ ሃገር ክኣትዉ…

ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥…

ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅቖ እንትኸውን፥ ነዚ ስዒቡ ድማ ሎሚ መዓልቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ፡፡ እቲ ስምምዕነት…

6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ዝተዋደደ ፖርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ቡልቡላ ክሳብ 200 ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ዘተኣናግድ ኢዩ ተባሂሉ። ህንፀት እቲ ፓርክ ሰለስተ…

ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ጉንበት መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ከይሓወሰ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት  ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021  ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት  ኣፍልጦ ኣተሓሕዛ ዓሚል ዓመተ 2021  ተዓዊቱ። እቲ ኣፍልጦ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኤይር ካርጎ ዊክስ ሽልማት ከምዝተውሃቦ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…