Browsing Category
ቢዝነስ
ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ።
እቲ መምርሒ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ከምኡውን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት…
ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ።
ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬት ፕላኒንግ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣንዱዓለም ሲዓ፥ ሱዳን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምግዛእ ድልየት ከምዘለወን…
ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም።
ኣብ 2013 ዓ.ም እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓዞም ዘይሕጋዊ ማሽናት ጥራሕ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን በር ዋጋ ዘለዎም ዕዳጋ ዘየለ እናሎ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገይሩ…
ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተንን ኣትላንታን ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።
ኣብቲ እዋን ዳያስፖራ ኣብ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ድጋፍን ኣጠናኺሩ ኣብ ዝቕፅለሉ ብዝምልከት ዘተ…
ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣንዋር ሶሳ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ሐዚ ዘለዎ ብርኪ ኩነታትን ንቐፃሊ ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲን ብዝምልከት ተላዚቦም።…
ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ገንዘብ ሚኒስትር ኣይተ አህመድ ሺዴን ኣብ በኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
እቲ ስምምዕነት…
ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ድጋፍ 120 ሚሊየን ብር ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ድጋፍ 120 ሚሊየን ብር ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚ ወሃበርቢን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕ ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕን 380 ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ።
ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጰያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን www.mygerd.com ዝብል ድረ ገጽ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ድረ ገፅ…
መገዲ ኣይር ኢትዮጵያ 30 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣይር ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 30 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ።
እቶም ክታበታት ናብ ልዕሊ 24 ሃገራት ዓለም ከምዘጎዓዓዘ ኢዩ ገሊፁ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ካርጎን ሎጅሰቲክን ብምሃብ ዓለም ለኻዊ ሽልማታት…
ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
እቲ ኣታዊ ናብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ጃፓን፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ሲንጋፖር፣ እስራኤል ን ቻይናን ካብ ዝተልኣኹ ዝተረኸበ ኢዩ።…