Fana: At a Speed of Life!

ተበፃሕነት ክትባት ብዝበለፀ ንምጥንኻር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ተበፃነት ኣገልግሎት ክታበት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኩሉ ናይ ናዕሉ ግደ ክዋጣእ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ኣገልግሎት ክታበት ኣይተ መልካሙ ኣያሌው ከምዝበሉዎ÷ ክታበት ሕማም ናይ ምክልኻልን ምፅዋርን ዓቕሚ…

ዓይነት ደምን ስርዓት ኣመጋግባን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደም ወዲ ሰብ ኣብ ቀይሕ ደም ህዋሳት ዘለው ንጥረ ነገራት መሰረት ኤ (A) ፣ ቢ (B) ፣ ኤቢ (AB) ን ኦ (O) ተባሂሎም ኣብ ኣርባዕተ ይኽፈሉ፡፡ እንምገቦም ምግቢታት ምስሓቐቑ ብደምና ገይሩ ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሰውናትና ይሰራጮ፡፡ በዙይ…

ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉን ተመሳሲሎም ዝፈረዩን ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ኣብ ኢትዮጵያ ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ፍሪያታት ኣፋውስ ንምክልኻል ዝተሰናደአ…

ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ(ለውሲ ህፃናት) ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ። ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ዝወሃብ ዘሎ እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 6 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣…

መመሓላለፊ መገዲታትን መከላኸሊ ሜላታትንሕማም ቫይረስ ማርበርግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕማም ቫይረስ ማርበርግ (Marburg Virus Disease) ብመልክዕ ለበዳ ዘጋጥም ሕማም ምፍሳስ ደምን ትኩሳትን እንትኸውን ኣብ ሰብን ካልኦት እንስሳትን ከጋጥም ይኽእልል። ምልክታት እቲ ሕማም ነቲ ቫይረሱ ኣብ ዝተቓለዐ ካብ 2 ክሳብ 9 ኣብ…

ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም 349 ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ፥ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተገበረሎም…

ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ወሳኒ ግደ ዘለዎ ተበፃሕነት ክታበት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ተበፃሕነት ምጥንር ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣፍር ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህፅናት ምስተወለዱ ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ጉበት ኣብ ሆስፒታል ኣበበች ጎበና ብዕሊ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና…

ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ጥላሁን ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ይስራሕ ኣሎ  ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ። እቶም ርእሰ ምምሕዳርን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ኣብ ሆስፒታል ጂንካ ተረኺቦም…

መመሓላለፊ መገዲታትን ሜላታት መከላኸሊን ሕማም ቫይረስ ማርበርግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕማም ቫይረስ ማርበርግ (Marburg Virus Disease) ብመልክዕ ለበዳ ዘጋጥም ሕማም ምፍሳስ ደምን ትኩሳትን እንትኸውን ኣብ ሰባትን ካልኦት እንስሳትን ከጋጥም ይኽእል። ምልክታት እቲ ሕማም በቲ ቫይረስ ዝተቓለዐ ሰብ ካብ 2 ክሳብ 9…

ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተረጋገፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ በቲ ሕማም ንዝተጠርጠሩ 17…