ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ።
እቲ ቫይረስ ንከቢድ ሕማም ተቓላዕቲ ናብ ዝኾኑ ህፃናትን ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ናብ ዝተዳኸመ ክፋላት ሕብረተሰብን ድሕሪ ምልብዑ ኢዩ ከምዚ ተባሂሉ።
ከም…
ብባክተሪያ ዝመፅእ ሕማም ሃናት ብእዋኑ ዘይምሕካም ንሕማም ልቢ የቃልዕ- ሰብሞያ ሕክምና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ካብ 5 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዝርከቡ ኣባፅሕ ብበዝሒ ንሕማም ሃናት ከምዝቃልዑ ሓበሬታታት የርእዩ።
ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከባ ሃገራት፤ መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ዕድመ ቁልዕነቶም ንሕማም ሃናት ይቃልዑ እዮም።…
ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ “ለበዳ ብዝመስል መልክዕ” ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ።
ትማሊ ኣብ ዝተኻየደን ትኹረቱ ካብ መጠን ንላዕሊ ርጉዲ ዝገበረን ኣኼባ ዕላዊ ዝኾነ ፀብፃብ ኣብ ዜጋታት ኣውሮፓ መጠን ርጉዲ ካብ…
መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ፣ ፖሊዮን ቢጫ ዓሶን ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ፣ ፖሊዮን ቢጫ ዓሶን ከምዝካየድ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጀ ድጉማ፥ ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ምኽኒያት ብምግባር ብምኽኒያት ፀገም ፀፅታ ክታበት ኣብ ዘይተውሃበሎም ከባቢታት እቲ ክታበት ከምዝካየድ…
ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ።
እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ።
ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…
ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና።
ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ።
ኣመጋግባ…
ሚኒስቴር ጥዕና ብኲናት ንዝተጎድኡን ዝተመዛበሉን ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና እናሃበ ምዃኑ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም።
እቶም ሚኒስትር ጥዕና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ጊዜያት ዝተፈላለዩ ሰብ ሰራሕን ተፈጥሮኣውን ሓደጋታት ዘጋጠሙ ምዃኖም ስዒቡ ብርክት ዝበሉ ዜጋታት ንኸቢድ ፀገም…
ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ።
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ምስ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዓፋር ብምትሕብባር ዕድሚኦም ልዕሊ ሓደ ዓመት ንዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ካብ 12…
ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ።
እቲ ክታበት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ምርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ክታበት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና…
ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ የ2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ።
በቲ ክታበት ዕድሚኦም ልዕሊ 5 ዓመት ዝኾኖም ኣስታት 120 ሺሕ ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ቢሮታት ጥዕና ክልል ሃረሪን ከተማ ድሬዳዋን ገሊፆም።…