Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ እትምዕብል ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲዳ ብምልማዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ እትምዕብል ናይ ባዕልና ሓይሊ ሰብን ተፈጥራዊ ፀጋታትን ኣዋዲድና ብምልማዕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
‘ብሩህ ኣእምሮ፣ ክኢላታት ዜጋታት’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ዓውደ ርእይ ቴክኒክን ሞያን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡
ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ለውጢ ኩነታት ኣየርን ምላሽ ኢትዮጵያን፣ ሕርሻ፣ ሓይሊ ማይን ኢነርጂን፣ ኤሮኖቲክስን ኣቪየሽን ዘተኮረ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ሎሚ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ፕሬዚዳንት…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 51 ሺሕን 521 ተምሃሮ ፈተና 12 ክፍሊ ብኦንላይን ክወስዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ብኦንላይን ክፍተኑ ምግባር ኣድላዪ ምድላው እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡፡
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዲናኦል ጫላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኣዲስ…
ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባር ዝነኣድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባርን ፃዕሪን ዝድነቕ ዚዩ ኢሎም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንላዕለዋይ ኮሚሽነር ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ…
ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽን ክበረታትዑ ይግባእ – ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓሚቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽንን ፈጠራን ክበረታትዑ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣፍሪካሊክስ ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢትዮጵያሊክስ "ንኢኖቬሽን ምቹው ከባቢ ምፍጣር…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…
ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ንኽውዕል ምግባር የድሊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት አበበ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ናብ ልምዓት ብምልዋጥ ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ምውዓል ይግባእ ኢለን።
ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሃንሰን (ኣህሪ) ‘ዕዙዝ ልምዓትን ምርምርን ጥዕና ንዝሐሸ ጥዕና’ ብዝብል…
ተወዳደርቲ ዜጋታት ንክትኮኑ እንተይሰረቕኩም ጠንኪርኩም ፈተናኹም ብባዕልትኹም ስርሑ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ፣ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣይተ ኣንተነህ ፈቃዱን ኣብ ዞባ ከንባታ ሓፈሻዊ ላዕለዋይ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ሺንሺቾ ተረኺቦም ናይ…
ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዝተባብዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ኣብዚ ዝበፅሐሉ ብርኪ ንክበፅሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ሎሚ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝካየድ ዘሎ…