Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ ኢሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛነታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ሓርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊት ኢትዮጵያ፣ ስድራ ሓርበኛታት፣ ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ካልኦትን ተረኺቦም። ካብዚ ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ…

ልዕልና ቴክኖሎጂ ዝሓትት ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት ሓሳብ፣ ብልሒን ልዕልና ቴክኖሎጂን ዝሓትት ኢዩ ኢሎም ዋና ፈፃ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን እሁድ ኤኣይ ስቱዲዮን ብምትሕብባር ኣብ…

ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዙሪያ ቃላይ ጣና ዝርከብ ነበር ሆቴል ጣና ዓለም ለኸ ደረጃኡ ብዝሓለወ መልክዑ 'ፎር ፒ ቢ ኤስ' ብዝብል…

መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መበል 85 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መድፍ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል። ብመሰረት እዚ ፅባሕ 27 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ሰዓት 12 ወጋሕታ 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፋና ዲጂታል ኣብ…

ትካላት ቴክኒክን ሞያን ተተካእቲ ፍርያት ብምፍራይ መፍትሒ ይኾና ኣለዋ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ቴክኒክን ሞያን ካብ ወፃኢ ዝኣትው ፍርያታት ብምፍራይ መፍትሒ ይኾና ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። መበል 16 ከተማ ለኸ ቅነ ቴክኒክን ሞያን “ቴክኖሎጂ ልህቀት ሃገር ንሃገራዊ ብልፅግና” ብዝብል መሪሕ…

ሃገራዊ ዘተ ኣፈላላይ ሓሳባት ካብ ምትእንጋድ ሓሊፉ እንታይ ይጠቕመና?

ብዙሕነት ሓሳብ ኣብ ዝረኣየሎም ዝተፈላለዩ ምሕበረሰብ ዓለምና ሃገራዊ ዘተ ከም ፈላማይ ኣማራፂ ተገይሩ እንትውሰድ ብዙሕ ኣይስተውዓልን፡፡ ብተፃራሪ ድማ ተሞክሮታት ከምዘርአእዩዎ ኣብ ኣፈላላይ ሓሳብ ግልፂ፣ መካተቲን ተኣማንነት ብዘለዎን መልክዑ ዘተ እንተዘይተገይሩ ቁስሊን ሕመምን ሃገር ናይ ምሕካም…

ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ፅንዕቲ ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)‎ ብሕብረት ንዝመፅእ ወለዶ ፅንዕቲ፣ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ውፅኢት ተኮር…

ኣብ ሃገርና ፈላመይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኤኣይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፍፃመ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝተፈለዩ ዝበለፁ 20 ተወዳደርቲ ሰለስተ ተዓወትቲ ክፍለዩ ኢዮም፡፡ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል…