Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ።
እቲ ፋብሪካ ብኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ የኣብስራ ዝተሃንፀ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ከድር ጁሃር፣ በዓል ዋና እቲ…
ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ብምዝማድ ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ።
እቲ ካብ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ዝተውፃእፀአ ግብረ ሓይሊ፥ ናህሪ ዋጋ ከምዘቆፃፀር ኣፍሊጡ።
ዕላማ ምጥያሽ እቲ ገብረ ሓይሊ፥ ሸቐጣት፣ ፍሪያታት ፋብሪካ፣…
ማሕበራዊ ሚዲያ ርክብ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ህንፀት ሃገርን ርክብ ህዝቢን ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ።
ሚኒስትር ዴኤታ ታዬ ደንደኣ፥ ብስምዒትን ሓላፍነት ብዝጎደሎምን ተረባሕተ ሚዲያ ምኽኒያት ብዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ጉድኣት…
ግድብ ህዳሰ መርኣያ ንልምዓት ዘለና ቁርፀኝነት ኢዩ -ኣምባሳደር ስለሺ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ንልምዓት ዘለና ቁርፀኝነት ኢዩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ተዛሪቦም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መድረኽ ምትእኽኻብን ምስጋናን እቶት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ።
ብመሰረት…
ጉጅለ ልኡኽ ኡጋንዳ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዑደት ገይሮም።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኢንጂነር ወርቁ ጋቸናን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ድማ ተሓቢሩ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ዝነበሮ…
ኣብ ኢትዮጵያ መዓልታዊ ብኦን ላይን ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልገሎት ብኦን ላይን ድሕሪ ምጅማሩ መዓልታዊ ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብ ቆንስላ፣ ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ኦላይን ኣማራፂ ኣብ ዝቐርቡ ኣገልግሎታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር…
ዶብ ዘለል ስግኣታት ፀፅታን ድሕንነትን ምክልኻል ዘኽእል ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ዘለል ስግኣታት ፀፅታን ድሕንነትን ምክልኻል ዘኽእል ስልጠና ንኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ ኢንተለጀንስ ይወሃብ ኣሎ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ስልጠና መረዳእታ ዝመርሖ ኣገልግሎት ፖሊስ ክብ ንምባል ዝጎልሀ ግደ ከምዘለዎ…
በዓልና፥ በዓል ሓልዮት፣ ሓድነት፣ ፍቅርን ሰላምን ብሩህ ተስፋን ክገብረልና ይምነ- ዶክተር ኣብረሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ኣሸንዳ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመታ ኣምቡላንሳትን ካልኦት እታዎታትን ተገይሩ።
እቲ ደገፍ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ኔዘርላንድስን ከምኡውን ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኦስትሪያን ኢዮም ኣበርኪተምዎ።
ብመሰረት እዚ…
ሰብ ሃፍቲ ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምውፋር ደልየት ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምውፋር ደልየት ከምዘለዎም ገሊፆም።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣይተ ነጋሽ ዋጌሾ ምስ ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ሄንክ ጃር ባካር ተዛቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ሰብ…