Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ሓይሊ ፀላኢ ብምድምሳስ ኣፅዋራት ኲናት ተማሪኾም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ሓይሊ ፀላኢ ብምድምሳስ ኣፅዋራት ኲናት ተማሪኾም።
ሓላፊ መምርሒ ፀፅታል ህንፀት ሰላምን እቲ ዞባ ኣይተ ሙሉዓለም ዋቅጅራ፥ ትማሊ ኣብ ዳንጉር ወረዳ ኣብ ዝተኻየደ አፕሬሽን 4 ኣባላት ፀላኢ ተደምሲሶም ኢሎም።…
ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት 50 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 በጀት ዓመት ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት 50 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደጋት 2014 ዓ.ምን ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ።…
ፀገም ድኽዳኸ ንምቕራፍ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዘተባብዕ ለውጢ ተመዝጊቡ-ኣይተ ደመቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናትን ኣፀጋሚ ኩነታትን ብምዃን ፀገም ድኽዳኸ ንምቕራፍ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዘተባብዕ ለውጢ ተመዝጊቡ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቃል ኪባን ሰቆጣ በጀት ዓመት…
መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
“ግደ መናእሰይ ኣብ ዘበንና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሃገራዊ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ምፍራስ መኽዘን ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 8 ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምፍራስ መኽዘን ክራይ ኣባይቲ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ኣጋጢሙ።
እቲ መኽዘን ኣብ ከባቢ መርካቶ ዝርከብ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ግድፈት ስነ ምግባር ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ግድፈት ስነ ምግባር ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ክልተ ዳያኑ ስጉምቲ ድስፕሊን ከምዝወሰደ ገሊፁ።
እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ ኣኼባ ዳይና ቀዳማይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝኾኑ ኣይተ ፋንታሁን…
ኣብ ምክልኻል ጎንፂ ጠሚቱ ዝተውሃበ ስልጠና ልኡኽ ምኽባር ሰላም ብብቕዓት ንምውፃእ ዝሕግዝ ኢዩ- ብ/ጄኔራል ሰብስቤ ዱባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ጎንፂ ጠሚቱ ዝተውሃበ ስልጠና ብብርኪ ኣፍሪካን ዓለምን ልኡኽ ምኽባር ሰላም ብብቕዓት ንምውፃእ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክካል ሃገር ኣዛዚ ትካል ዓለም ለኸ መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ብ/ጄኔራል ሰብስቤ ዱባ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕዉት ኣፈፃፅማ ኣታዊ ዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሓምለ ዕዉት ኣፈፃፅማ ኣታዊ ዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ መደረ ዘስምዑ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሙሉጌታ ተፈራ፥ እቲ ትካል ኣብ ፈላማይ ወርሒ እዚ በጀት ዓመት 8 ነጥቢ…
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ኣይዕፀፍን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ዘፀግም ኩነታት እንተዘይኣጋጢሙ ከምዘይዕፀፍ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም።…
ኣብ ክልል ደቡብ ዝለዓሉ ሕቶታት ክልላዊ ኣወዳድባ ብሕታዊ መፍትሒኦም ሰላማዊ መገዲ ኢዩ- መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልልነት፣ ዞባን ፍሉይ ወረዳን ንኹን ዝብል ምሕደራ መሰረት ዝገበረ ሕቶ ግቡእ ምላሽ ዝረኽቡ ብሰላማዊን ብሰላማዊን መገዲ ጥራሕ ከምዝኾን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ተዛሪቦም፡፡
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ ንመራኸብቲ…