Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአንኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዙሓት ፈተናታት እኳ እንተነበሩ ፅዕንቶ ናብራ ነበርቲ ዘቃልሉ…
መድረኽ ዘተ መበል 29 ጉሚ በለል ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ መበል 29 ጉሚ በለል “ዓድዋ ሓድነት፣ ጅግንነትን ናፅነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ንመዛተዪ ዝኸውን መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ።…
ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክን ወታደራዊ ኣታሼ ኮሎኔል ጄን ማርክን ተረኺቦም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ …
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልተ ዓውዲታት ሽልማት ‘ማእኸል ልህቀት ስታት ትሬድ ታይምስ ካርጎ’ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት “ናይዚ ዓመት ብሉፅ ኣገልግሎት ወሃቢ ካርጎን ኣፍሪካ”ን “ካብ ኣፍሪካ ብሉፅ ብራንድ ካርጎ ኣውሮፕላን እዚ ዓመት”ን ብዝብሉ ክልተ ዓውዲታት ሽልማት ማእኸል ልህቀት ስታት ትሬድ ታይምስ ካርጎ ከምዝተዓወተ ኣፍሊጡ።
እቲ…
ክልል ሃረሪ ኣብ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ ክልል ኦሮሞ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ።
ኣብቲ ዞባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ድርቂ ብዙሓት ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ።
ብመሰረት…
ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ እትዓሞ ንዘላ ልምዓት ንምድጋፍ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ እትዓሞ ንዘላ ልምዓት ንምድጋፍ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኤጀንሲ ናርዶስ በቀለ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘለዋ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዝተባባዕ ኢዩ ኢለን።
ስለዝኾነ እቲ ኤጀንሲ ኣብ…
ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ እቶም ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ትካላት ካብ ዝተፈቐደሎም ዓውዲ ወፃእ ኣብ ልዕሊ…
ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንድራ ፌሬር ዶሳንቶስ ዘቲየን።
እቲ ዘተ፥ ኣዲስ ኣበባ መስ ከጀተማታት ብራዚል ብሓባር ኣብ አትሰርሐሎም መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ከንቲባ ኣዳነች…
ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ቡልቡላ ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…
ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳራ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ይ ጋንግ ዘቲዮም።
ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምልዛቦም ተገሊፁ።
ኣብ መንጎ…