Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ።
እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዙሓት ኩባኒያት ወፃእን ውሽጢ ዓዲን ብምእታው ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።…
ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንሰን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንስን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን።
ካብ መከፋፈሊ ጣቢያ ኤሌክትሪክ ኣኽሱም ዝረኽባ ኣብ ወረዳ ዓዴትን ከባቢኡን ዝርከባ እተን ከተማታት ዐሎሚ መዓልቲ ኢየን ኣገለግሎት ረኺበን ተባሂሉ።
ካብ መከፋፈሊ…
ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ሚኒስቴር ሰላም ሓቲቱ።
“ህንፀት ሃገረ መንግስቲን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ ፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ምርምርን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን…
መናእሰይን ሙሁራንን ክልል ትግራይ ንሰለስተ መዓልቲታት ዘካየዱዎ ዘተ በዓል 8 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ዛዚሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ሙሁራትን ክልል ትግራይ ንሰለስተ መዓልቲታት ዘካየዱዎ ዘተ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ዛዚሞም።
ኣብ መዛዘሚ እቲ ዘተ ኣብ ዘውፅኡዎ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ደጊፎም…
ሚኒስቴር ምክልኻል ንቤተ-መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ልዕሊ 3 ሺሕን 500 መፃሕፍቲ ንቤተ-መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቱ።
እቶም መፃሕፍቲ ብሓፈሻ ግምታዊ ዋገኦም ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት እንትኸውን÷ንምምሃር ምስትምሃር ዝኸውን ዝተፈላለየ ትሕዝቶ ዘለዎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…
ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 18 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ናይ ሕሶት ብርን ዶላርን እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተረኺቦም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ተኸሲሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)100 ሺሕ ናይ ሕሶት ብርን ዶላር ኣሜሪካን እናዘዋወሩ ተረኺቦም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ሓሙሽተ ውልቀ ሰባት ክሲ ከምዝመስረተ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ…
ጉጅለ ሸኔ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ንሰራዊት ጥራሕ ዝግደፍ ኣይኮነን – ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሸኔ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ንሰራዊት ጥራሕ ዝግደፍ ከምዘይኮነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ተዛሪቦም።
ላዕሎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምርግጋፅ ሰላም ዝዓሰላ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብዝብል ምስ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዕጡቓት ተዓጊቶም ዝነበሩ 6 ዜጋታት ጂቡቲ ክልቀቑ ገይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍሩድ ብዝበሃሉ ብዕጡቓት ተዓጊቶም ዝነበሩ ሽዱሽተ ዜጋታት ጂቡቲ ብሰላማዊ ከፍተሖም ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ፍሰሃ ሽዋል ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷…
ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ ንሕብረተሰብ ብገንዘብን ጉልበትን እናደገፉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ ንሕብረተሰብ ብገንዘብን ጉልበትን እናደገፉ ከምዝኾኑ ክፍሊ ሚዲያን ርክብ ህዝቢን እቲ እዚ ኣፍሊጡ።
ኣባላት ሰራዊት እቲ እዚ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2015 ጥራሕ ኣብ 41 ሄክታር ዝርከብ ዝራእቲ ዓቕመ ደካማ ሓረስቶት…