Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ምዕራቕ መሬት ብምንካይ መፍረያይነት ንመውሳኽ ዝውዕለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝርከባ 170…
ክልል ደቡብ ምዕራብ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ በጀት ዓመት 11 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ኢዩ ኣፅዲቑ።
ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ልምዓት ኢኮኖሚን ወይዘሮ ወሰነች ቶማስ÷ እቲ ባጀት ኢኮኖሚያዊ ለውጢ…
ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ከምዝረኸቡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ ኣሸናፊ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ምምሕዳር ጉባኤ ዳያኑን ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ…
ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም።
ተመራማሪ ማሕበራዊ ሳይንስን ፍልስፍናን ዶክተር ተሾመ ኣበራ፥ ማሕበራዊ ክብሪታትና ዝተሸርሸሩ ብስርዓተ ተምህርቲን…
ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ምዕሩይ ኩነታት ክተዓራረ ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ኣብ ምግባር ትኹረት ገይሩ ከምዝሰርሕ ብሄራዊ ባንኪ ገሊፁ።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ፃንሒት ዝገበሩ ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ሰለሞን ደስታ÷ ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነሰርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ እቶም መምርሒታት ፖሊስ ፀገም ፀፅታ እታ ከተማ ኣብ ምቅላል ግደ ከምዝህልዎም…
ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ- ፕ/ር መስፍን ኣርአያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነገራት ነቒስካ ብምውፃእ ብዘተ ኣብ ምፍታሕን ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅን ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ክብሉ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፕ/ር መስፍን ኣርአያ ገሊፆም።
እቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘለውዎ ሃገራዊ ልኡኻት በዝምልከት ብንዛበ ዘጨብጥ መድረኽ…
ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣብቲ ቀጣና ናይ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት ዋና ኣዛዚ ገሊፆም።
ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳታት ጊዳ ኣያና፣ ኪረሙ፣ ኢበንቱ፣ ሃሮሊውን ሊሙን ከባቢ ኣብ ልዕሊ እቲ…
ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ።
ኣመሓዳሪ ግዝኣት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ኣሲስ ላፍታግሪን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ፕሬዚዳነት ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ዶክተር በሺርን ዓበይቲ ዓዲ…
ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ጳጉሜ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ካብ 2 ክሳብ 4 ጳጉሜ 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ጆርካ ኤቨንትስን ኤቲኤክን ብሓባር ዘሰናድእዎ እቲ ኤክስፖ÷ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ኤስያንን ሰሜን ኣሜሪካን ክሳተፉሉ ኢዮም ተባሂሉ።…