Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ በቢብርኩ ዝረኣዩ ሃጓፋት ኣገልግሎት ንምእራም ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በቢብርኩ ዝረኣዩ ሃጓፋት ኣገልግሎት ንምእራም ይሰርሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ኣገልግሎት ሓደ ማሕኸል መሶብ ሎሚ ስርሑ ጀሚሩ።
ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቲ…
በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን…
በዓል መስቀል ደመራ ኣብ መልላእ ሃገር ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ-ፖሊስ ፌዴራል
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ መልላእ ሃገር ብድሙቕ ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ።
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ኣብ መልላእ ሃገር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ…
እዚ ምብራቕ ኣብ ዞባታት ጎጃምን ደቡብ ጎንደርን ምንቅስቓስ ፅንፈኛ ጉጅለ እናሰዓበ ስጉምቲ ብምውሳድ ሰላም እቲ ከባቢ የፅንዕ ኣሎ – ጀነራል ኣበባው…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባታት ጎጃምን ደቡብ ጎንደርን ምንቅስቓስ ፅንፈኛ ጉጅለ እናሰዓበ ስጉምቲ ብምውሳድ ሰላም እቲ ከባቢ የፅንዕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹምን ኣካቢ ካውንስ ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ጀነራል ኣበባው…
ፍፁምን ዘላቕን ሰላም እንደሊ እንተኾይንና ይቕሬታ፣ ሓድነትን ፍትሒን ምርግጋፅ ይግባእ- ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍፁምን ዘላቕን ሰላም እንደሊ እንተኾይንና ይቕሬታ፣ ሓድነትን ፍትሒን ምርግጋፅ ይግባእ ኢሎም ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ።
በዓል መስቀል…
በዓል መስቀል ደመራ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘርእይ ሃይማኖታዊ በዓል ኢዩ- ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘርእይ ሃይማኖታዊ በዓል ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ።
በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር…
በዓል መስቀል ደመራ ካብ እዋን ናብ እዋን ድምቀቱ እናወሰኸ ይኽበር ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ካብ እዋን ናብ እዋን ድምቀቱ እናወሰኸ ይኽበር ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር…
በዓል መስቀል ደመራ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።
ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…
ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት መርኣያ ብዙህነት ኢትዮጵያ ኢዮም-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት መርኣያ ብዙህነት ኢትዮጵያ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መስቀል ዳመራ በዓል ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዘይድህሰሱ ቅርስነት ካብ ዘመዝገበቶም በዓላት ሓደ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገር ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ሓጋዚ ንዘይብሎም ክፋላት ሕብረተሰብን ኣመሓላሊፈን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣዚዮም ስለዝጎሳቖሉ ፈሪሶም ዝተሃነፁ 253 ገዛውቲ ኢዮም…