Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር። መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን፥ “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕ ኣብ ክልል…

ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ዝተዳለወ ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር…

ፕሮጀክትታት ብስራት ጉባ ሃገር ናይ ምምዕባል ራእይ ዕላዊ ዝገብሩ ኢዮም – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብብስራት ጉባ ዕላዊ ዝገበረቶም ፕሮጀክትታት እንትዛዘሙ ሃገር ናይ ምምዕባል ራእይ ዕላዊ ዝገብሩ ኢዮም  ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)። ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ “ ብስራታት ጉባ ትሩፋታት…

ንነበርቲ ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዝኣተዉሎም መንደራት ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ሎ  ኣብ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዘለውሉ መንደራት ዑደት…

ኢትዮ ቴሌኮምን ካምቴልን ኣብ ካሜሩን ስግግር ዲጂታል ንምስላጥ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ቴሌኮሙኒኬሽን ካሜሩን (ካምቴል)ንኣብ ካሜሩን ስግግር ዲጂታል ንምስላጥ ዘኽእል ስምምነዕት ተፈራሪሞም፡፡ ክልቲኦም ትካልት ኣብ ካሜሩን ከተማ ያውንዴ ዝፈራረሙዎ ስምምነዕት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ክልቲአን ሃገራት ንምቅልጣፍ ዘኽእል…

ኢትዮጵያ ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ኢኮኖሚ ዕውትውፅኢት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትርገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ኢኮኖሚ ዕውት ውፅኢት ተመዝግብ ኣላ ኢሎም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ምስ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካልገንዘብ (አይኤምኤፍ)ናይጅል ክላርክ ብምዃን ሎሚ ጋዜጣዊ መግለፂ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ንኽሳለጥ ምቹው ኩነታት ዝፈጥር ኢዩ – ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ ንኽሳለጥ ምቹው ኩነታት ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፡፡ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ምግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖ (ኣፋህድ)ን…

መገዲ ሰላም ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ሰላም ኩሉ ግዘ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝበሩዎ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…

ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝላ ንምምፃእ እናሰራሕና ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከም ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝላ ንምምፃእ እናሰራሕና ንርከብ ኢለን። ኤጀንሲ ምዝገባ ሲቪልን ኣገልግሎት ነበርቲን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢንስትቲትዩት ኣርቲፊሻል…

ብምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዝፍለጡ ደቂ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለው

ኣዲስኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምንቅስቓስ ኣፍሪካኒዝም ዝፍለጡ ደቂ መራሕቲ ኣፍሪካ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ እቶም በፃሕቲ ንሓድነት ኣፍሪካ መሰረት ዘንበሩን  ንሓድነት ኣፍሪካ፤ ሰላምን ልምዓትን ምንቅስቃስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ስራሕቲ ዝፍለጡ ቀደምቲ…