Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሱዳን ካብ ግዝኣታ ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍፅሙ ኣካላት ኣይትፃወርን-ጀኔራል ኣልቡርሃን
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ካብ ግዝኣታ ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍፅሙ ኣካላት ኣይትፃወርን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ጀኔራል ኣብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ተዛሪቦም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥…
ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ብሄራዊ መምርሒ ኢንተር ፖል ኢትዮጵያ ኮማንደር ፀጋዬ ሃይሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣዘዝቲ ስራሕ ተራኺቦም ኣፈፃፅማ ስርሖም…
ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛሪቦም።
ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪን መበል…
ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ተገይሩ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ህፃናት(ዩኒሴፍ)ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ።
ዩኒሴፍ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምክፍፋል ከይዲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…
ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ ኢሉ።
ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ…
ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዲጂታል ልምዓት፣ ኮሙኒኬሽንን መራኸብቲ ሓፋሽን ሩሲያ ማክሲም ፓርሺን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ብምጥማት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ኣብ…
ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል- ቡርሃን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም።
ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚስትራት ኢጋድ ንዝተሳተፉ ሚኒስትራት ጌዳይ ወፃኢ…
ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ረዳት ዳይሬክተር ሓበሬታ ዩኔስኮ ቶፊቅ ጀላሲ ተዛቲዮም።
ዶክተር በለጠ፥…
መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ካርቱም እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ብምፅቕ ተዛዚሙ።
እቲ ቢት ምኽ…