Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕማም ደርሆ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ብምውዓሉ ሕብረተሰብ ደርሆን እንቋቑሖን ክጥቀም ይኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕማም ደርሆ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ብምውዓሉ ሕብረተሰብ ብዘይ ስግኣት ደርሆን እንቋቑሖን ክጥቀም ከምዝኽእል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ፍቅሩ ረጋሳን ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዶክተር መሳይ…

ምስጋና ንዝበለፀ ስራሕን ትግሃትን ኣድላዪ ስለዝኾ ተጠናኺ ክቕፅል ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋና ንዝበለፀ ስራሕን ትግሃትን ኣድላዪ ስለዝኾ ተጠናኺ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ገሊፆም። መርሃ ግብሪ "ኢትዮጵያ ታመስግን" ኣብ ዝተፈላለያ መሳጊድ ተኻይዱ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጊድ ኣል-ኣቅሳ ግዜኢ ዘዘራረቦም ኣቦታት…

ሸሊኹ ንምእታው ዝፈተነ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዳግም ልዑል ክሳራ ተጎልቢቡ ናብ ዝመፅኦ ተመሊሱ – ሜጀር ጀኔራል ተስፋዬ ኣያሌው

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ሸሊኹ ንምእታው ዝፈተነ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ብሓይሊ ፀፅታ ብዝተወሰዶ ስጉምቲ ዳግም ልዑል ክሳራ ተጎልቢቡ ናብ ዝመፅኦ ከምዝተመለሰ ሓላፊ ሓይሊ ምውፋርን ኣተሓባባሪ ጊዜያዊ ኮማንድ ፖስት ፀፅታን ሜጀር ጀኔራል ተስፋዬ ኣያሌው…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ መንግስቲ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል እናወሰዶም ዝርከቡ…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ንመጀመሪ 16 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ዝውዕል 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር በጀት ተመዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 16 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ከምዝጅመሩን ነቶም ፕሮጀክታት ንመጀመሪ ዝውዕል 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር በጀት ከምዝተመደበን ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ገሊፁ። ነቲ ሚኒስቴር ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን…

1 ሺሕን 159 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 159 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1ሺሕን 156 ደቂ ተብዕትዮ…

ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕን ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንምምዝጋብን ኩሎም ኣካላት ብላፍነት ክሰርሑ ይግባእ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕን ኣብ 2015 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንምምዝጋብን ኩሎም ኣካላት ብላፍነት ክሰርሑ ከምዝግባእግባእ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ልዝብ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ጥዕና…

መርሃ ግብሪ ምስጋና “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስጋና "ኢትዮጵያ ተመስግን" ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ተኻይዱ፥ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ሰላት ጁምዓ ስዒቡ እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ንኽግበር ብዝሓበሮ መሰረት ኢዩ ተኻይዱ። ጉባኤ…

ፈላማይ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጣይሹ። ብሕጊን ሕጊን ጥራሕ ዝምራሕ ቦርድ ጠበቓታት ምጥያሽ ኣድላዪ ኮይኑ ስለዝተረኸበ ኣበ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ክጣየሽ…

ካልኣይ ዓውደ ርእይ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛን ኣስራሒን ዘራኽብ ካልኣይ ዓውደ ርእይ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት መላ ኤቨንት ምስ ቢሮ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ኢዱስትሪን ኣዲስ ኣበባን ካልኦት መዳርግቲ ኣካትን ብምውዳድ ዝተሰናደአ…