Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝበልዎ፤ ብዞባ፣ ክልልን ከተማታትን ዝተኻየዱ ዘተታት ዝቀፀለ ሎሚ ብብርኪ ፌዴራል…
ዩኒቨርሲቲ መውፅኢ ፈተና 2017 ዓ.ም ምውሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ሎሚ ዓመት ኣብ ዩኒቨርስቲታት ዝውሃብ ቅድመ ምርቃ መውፅኢ ፋተና ምሃብ ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ፈተና ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 10 ሰነ 2017 ዓ.ም ከምዝውሃብ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ጉዳያት ኣካዳሚክ ኣብቲ ሚኒስቴር ኤባ ሚጀና (ዶ/ር)…
ኣብ ከተማታት ዘመኑ ዝጠልቦ ግልጋሎት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ዘመኑ ዝጠልቦ ግልጋሎት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንክህሉ ብትኹረት እናተሰርሐ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡
ቢሮታት ማይ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብዝበለፀ ተበፃሒ…
መረፅቲን ሕፁያት ብኦንላይ ምምዝጋብ ዝኽእልሉ ሶፍትዌር ተዳልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሃገራዊ መረፃ መረፅቲን ሕፁያትኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ብኦንላይ ምምዝጋብ ዝኽእልሉ ሶፍትዌር ምምዕባሉ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ቦርድ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ መረፅቲ ይኹን ተወዳደርቲ ምምዝጋብ ዘኽእል ስርዓት…
ንክልላት ዝመሓላለፍ ሓበራዊ እቶት ፍትሓዊ ዝርገሐ በጀት ጭቡጥ ለውጢ መፂኡ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ድሕሪ ሃገራዊ ለውጢ ንክልላት ዝመሓላለፍ ሓበራዊ እቶት ፍትሓዊ ዝርገሐ በጀት ፍትሓዊ ንምግባር ብዝተሰርሐ ስራሕ ጭቡጥ ለውጢ ኣምፂኡ ኢሎም።
ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተሰናደአ ውሱን ዕላማ ኣብ ዘለዎም…
ተፈጥራውን ታሪኻውን ቅርስታት ሰኒድካ ንቆልዑ ምምሃር ይግባእ – ወ/ሮ ሰላማዊት ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ መስሕባት ቱሪስት፣ ባህላዊ፣ ተፈጥራውን ታሪኻውን ቅርስታት ሰኒድካ ንቆልዑ ምምሃር ይግባእ ኢለን፡፡
ብምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮምያ ነጋ ወዳጆ ዝተፅሓፉ ክልተ መፃሕፍቲ ህፃናት ሎሚ ተመሪቖም።
ኣብቲ…
ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ተግባራት ኣብ ዓውድታት ባህልን ኪነ ጥበብን እናተሰርሑ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ናይ ምቕራብ ተግባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዩ፡፡
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ፅቡቕ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝሃንፁ ስነ-ጥበባዊ…
ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሃገርን ወለዶን እጃመን ልዑል እዩ ኢለን፡፡
ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ለኸ ደቂ ኣንስትዮ መዛዘሚ ዘተ "ግደ ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ…
2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ እዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ገንበዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተማልአ ምምሕያሽ ኣፋፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን…
ኣብ ኢትዮጵያ ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ድልየት ስልጣን ብሓይሊ ንምሓዝ ተሊሙን ተወዲቡን እንትንቀሳቐስ ከምኡውን ብኻልኦት ገበናት እንትሳተፍ እንበር ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል…