Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፅዋር ኲናትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኣከበ 10 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፅዋር ኲናትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኣከበ 10 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ።
እቲ ዘይሕጋዊ ኣፅዋርን ገንዘብን ብናይ ህዝቢ ሓበሬታ ከመዝተትሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ቡልቡላ ኮንዶሚኒየም…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣካል መበል 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ወረዳ ቃቻ ቢራ ፈልሲ ተኺሎም።
ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…
ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ ስለዝኾኑ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም-ዶክተር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ እዮም ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን ክኢላታትን ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ…
ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብትኹረት እናተሰርሐ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ኣባይቲ ብምሕዳስን ኣብ ሓፂር እዋን ዝዛዘሙ ገዛውቲ ብምህናፅ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን።
ንቐፃሊ ብካልኦት ኣማራፅታት ፀገም መንበሪ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 5 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲን ተረኺቦም።…
ኣብ ትግራይ ብሚልየን ንዝቑፀሩ ሰባት እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብሚልየን ንዝቑፀሩ ሰባት እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣድሪያን ቫን ደር ክናፕ…
ኣብ ልዕሊ 104 ካምፓሳትን ጨንፈራትን ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ስጉምቲ እርማት ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ዝርከቡ 104 ካምፓሳታን ጨንፈራትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ እርማት ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ልዕሊ እተን ትካላት ዝተወሰደ ስጉምቲ ፍቓድ ኣፍልጦ ዘይተውሃቦም…
ክልል ኦሮሚያ ንዕዉትነት ሃገራዊ ምክክር ኣድላዪ ሓገዝክገብር ኢዩ – ርዕሰ ምምሕዳር ሽመልስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንዕዉትነት ሃገራዊ ምክክር ኣድላዪ ዘበለ ሓገዝ ከምዝገብር ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረጋጊፆም።
ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ…
ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ እናሰረውሐት ምዃና ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚስ ሃና ቴተህ…
ሰላምን ዕርቂን ሃገር ንኽስፋሕፋሕ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎም – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ዕርቂን ሃገር ክሰፍሕ ኣብ ምግባር ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም።
ሓምሻይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ማሕበረሰብ ፌዴሪኢ መዳርግቲ ኣካላት ክልላትን ፌዴራልን ኣብ ከተማ ኣርባ…